ናይ ጥዕና ሳይንስ ንናይ ሰብን እንስሳን ጥዕና ዝምልከት ጨንፈር ስነ ፍልጠት እዩ ። ናይ ጥዕና ሳይንስ አብ ክልተ ጨናፍር ይምቀል ። እቲ ቀዳማይ ንመጽናዕትን ፈተነታትን እቲ ካልኣይ ከኣ ንተግባራዊ መዓላኡ ይምልከት።