ፈረንሳ

ናይ ኤውሮጳ ሃገር
(ካብ ፈረንሳይ ዝተሓላለፈ)

ፈረንሳ (ብፈረንሳይኛFrance)፣ ወግዓዊ ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ (ብፈረንሳይኛ፦ République française)፣ ኣብ ኤውሮጳ ሃገር እያ። ርእሲ ከተማ ፓሪስ እያ።

ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ
République française
ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገር

Flag of France.svg
ባንዴራ
Coat of arms of the French Republic.svg
ኣርማ

ሃገራዊ ጭርሖLiberté, égalité, fraternité
(«ሓርነት፣ ማዕርነት፣ ሕውነት»)
ሃገራዊ መዝሙርLa Marseillaise

EU-France.svg

ወግዓዊ ቋንቋ ፈረንሳይኛ
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ኤማንዌል ማክሮን
ሰፊሕ መሬት 42ይ ቦታ
 • ጠቕላላ 640,679 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0,26
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 67,081,000 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዩሮ (€)
ናይ ግዜ ዞባ UTC +1
 • ኣብ ክረምቲ UTC +2
ናይ ኢንተርነት ዓውዲ .fr