ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኣስመራ»

Content deleted Content added
No edit summary
ንእ robot Modifying: hr:Asmera
መስመር 8፦
አስመራ አብ መበል ዐሰርተው ክልተ ክፍለ ዘመን ካብ ኣርባዕተ ማይቤት እያ ተመስሪታ ። ከም ዝዝንተው ፈለማ ገዛ ጉርቶም፣ ገዛ ሸለለ፣ ገዛ ሰረንሰር ን ገዛ አሰምዐ ዝተባህሉ አርባዕተ ማይ ቤት ይነብሩ ነይሮም ። ዝተጠቅሱ ማይ ቤታት አብ ሓደ ተጠርኒቦም ኣብ ከባቢኦም ንዝነብሩ ጎሓሉት ክስዕሩ ክኢሎም ። ድሕሪ ዚ ዓወት እዚ ኸኣ ነቲ ቦታ አርባዕተ አስመራ ዝብል ሓድሽ ሽም ሃብዎ። እቲ ምስኡ ጠቢቑ ዝዓበየ ብ ኢጣልያውያን ዝኸተመ ክፍሊ ኸኣ አስመራ ተባሂሉ ክፅዋዕ ጀመረ ። እታ ጥንታዊት ክፋል ግና ክሳብ ሕጂ ደቀባት ይሰፍርዋን ኣርባዕተ ኣስመራ ተባሂላ ትጽዋዕን ኣላ። ኣስመራ ብ 1889 ወረርቲ ሓይሊ ጥልያን ኣትዮም ኣኸቲሞም ቀይሕ ባሕሪ ናብ ከተማ ምጽዋዕ ዝበጽሕ መስመር ባቡር ተዘርጊሑ ።
 
[[Category:ኤርትራ]]
 
[[af:Asmara]]
መስመር 40፦
[[he:אסמרה]]
[[hif:Asmara]]
[[hr:AsmaraAsmera]]
[[ht:Asmara]]
[[hu:Aszmara]]