ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኣፍሪካን ትራይፓኖሶሚያሲስ»

Content deleted Content added
fixed infobox
Blanked the page
መስመር 1፦
{{Infobox disease
|name = African trypanosomiasis
|image = Trypanosoma sp. PHIL 613 lores.jpg
|caption = <!--Trypanosoma forms in a [[Blood film|blood smear]]-->
|ICD10 = B56
|ICD10-2= b50
|ICD9 = 086.5
|ICDO =
|OMIM =
|DiseasesDB = 29277
|DiseasesDB_mult = {{DiseasesDB2|13400}}
|MedlinePlus = 001362
|eMedicineSubj = med
|eMedicineTopic = 2140
|MeshID = D014353
}}
'''ኣፍሪካን ትራይፓኖሶሚያሲስ''' ወይ '''ኣደቃሲ ሕማም'''<ref name=WHO2013/>፡ ንሰባትን ካልኦት እንስሳታትን ዜጥቅዕ [[ሕማም]] [[ፓራሳይት/ጽግዕተኛ]] እዩ። ''[[ትራይፓኖሶማ ብሩሰይ]]''ብዚብሃል ጽግዕተኛ ጅር/ስፒሽስ ዚስዕብ እዩ። <ref>{{MedlinePlusEncyclopedia|001362|Sleeping sickness}}</ref> ሰባት ዘጥቅዑ፡ ክልተ ዓይነታት ኣለዉ፥ ''[[ትራይፓኖሶማ ብሩሰይ ጋምቤንስ]]'' (T.b.g) ከምኡውን ''[[ትራይፓኖሶማ ብሩሰይ ሆደሴንስ]]'' (T.b.r.) እዮም። <ref name=WHO2013/> T.b.g፡ ንልዕሊ 98% ናይቲ ዝርኤ ሕማማት ዜስዕብ እዩ።<ref name=WHO2013>{{cite journal|author=WHO Media centre|title=Fact sheet N°259: Trypanosomiasis, Human African (sleeping sickness)|year=June 2013|url=http://www.who.int/mediacentre/factsheets/fs259/en/}}</ref> ክልቲኦም ፓራሳይታት፡ መብዛሕቱ ግዜ፡ ብመንከስቲ እተለኽፈት [[ጽንጽያ ጸጸ]] ዝምሓላለፉ ኮይኖም፡ ኣብ ገጠራት ድማ ኣዝዮም ግኑናት እዮም። <ref name=WHO2013/> 
 
ኣብቲ መባእታዊ ደረጃ’ቲ ሕማም፡ ረስኒ፡ ሕማም ርእሲ፡ ሰሓን ቃንዛ መላግቦን የጋጥም። <ref name=WHO2013/> እዚ ድማ ድሕሪ መንከስቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ክሳዕ ሰለስተ ሳምንታት ክርኤ ይጅምር።<ref name=Lancet2013/> ድሕሪ ሳምንታት ክሳዕ ኣዋርሕ ድማ ዕግርግር፡ ዘይምርጋእ/ዘይምውህሃድ፡ ድንዛዘን ድቃስ ምስኣንን ዚኣመሰለ ዜጋጥም ካልኣይ ደረጃ ይጅምር።<ref name=WHO2013/><ref name=Lancet2013/> ነጸርታ፥ ኣብ [[ቅምሶ ደም]]ወይ ኣብ ሱር ዕያገነዳ (ሊይምፍ ኖድ) ኣብ ዝርከብ ፈሳሲ ንዘሎ ፓራሳይት ብምርካብ ይካየድ።<ref name=Lancet2013/> [[መርፍእ ሽምጢ (ፈሳሲ ካብ ሽምጢ ብምውሳድ ዚግበር መርመራ)]]፡ ኣብ መንጐ’ቲ ናይ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ሕማም ዘሎ ፍልልይ ንምርእይ መብዛሕቱ ግዜ ኪግበር የድሊ እዩ።<ref name=Lancet2013/>
 
ምክልኻል ብርቱዕ ሕማም፡ T.b.g እንተሎ ንምፍላጥ መርመራታት ደም ብምግባር፡ ነቶም ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ ክፍልታት ህዝቢ ዚግበር ነጸርታ ዜጠቓልል እዩ።<ref name=WHO2013/> እቲ ሕማም ኣብ ዝጀመረሉ ፈለማ እዋንን ምልክታት ጸገማት መትኒ ከርኢ ቅድሚ ምጅማሩን ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ነቲ ሕማም ንምሕካም ዚቐለለ ይኸውን።<ref name=WHO2013/> ኣብ መባእታ ደረጃ ንዚርከብ ሕማም ዚግበር ሕክምና፡ ብመድሃኒት[[ፐንታሚዲን]] ወይ [[ሱራሚን]]ይኸውን።<ref name=WHO2013/> ኣብ ካልኣይ ደረጃ ንዚርከብ ሕማም ዚግበር ሕክምና፡ ንT.b.g ተባሂሉ ዚውሰድ ን[[ኢፍሎርኒቲን]] ወይ ን[[ኒፉርቲሞክስ]] ከምኡውን አፍሎርኒቲን ዜጣመረ መድሃኒት ዜጠቓልል እዩ።<ref name=Lancet2013>{{cite journal|last=Kennedy|first=PG|title=Clinical features, diagnosis, and treatment of human African trypanosomiasis (sleeping sickness).|journal=Lancet neurology|date=2013 Feb|volume=12|issue=2|pages=186-94|pmid=23260189}}</ref> [[መላርሶፕሮል]] ንኽልቲኡ ዚሰርሕ እኳ እንተኾነ፡ ከቢድ ጐድናዊ ሳዕቤናት ስለዘለዎ፡ ንT.b.r.ጥራይ ብፍላይ ዜገልግል እዩ።<ref name=WHO2013/>
 
እዚ ሕማም’ዚ፡ ኣብ 36 ሃገራት ዚርከቡ ከባቢ 70 ሚልዮን ንዚኾኑ ኣብ ሓደጋ ዚርከቡ ክፍልታት ህዝቢ ኣብ ዘለውዎ ገለ ከባቢታት [[ትሕተ-ሳህራ ኣፍሪቃ]]ብቐጻሊ ዜጋጥም እዩ።<ref name=Sim2012>{{cite journal|author=Simarro PP, Cecchi G, Franco JR, Paone M, Diarra A, Ruiz-Postigo JA, Fèvre EM, Mattioli RC, Jannin JG |title=Estimating and Mapping the Population at Risk of Sleeping Sickness |journal=PLoS Negl Trop Dis |volume=6|issue=10|pages=e1859|year=2012|doi=10.1371/journal.pntd.0001859}}</ref> ኣብ 2010፡ ንኣስታት 9,000 ሰባት ሞት ከስዕብ ከሎ፡ ካብቲ ኣብ 1990 ዝነበረ 34,000 መጠነ-ሞት ግን ጐዲሉ እዩ።<ref name=Loz2012>{{cite journal|last=Lozano|first=R|title=Global and regional mortality from 235 causes of death for 20 age groups in 1990 and 2010: a systematic analysis for the Global Burden of Disease Study 2010.|journal=Lancet|date=Dec 15, 2012|volume=380|issue=9859|pages=2095–128|pmid=23245604|doi=10.1016/S0140-6736(12)61728-0}}</ref> ከባቢ 30,000 ዚኸውን ህዝቢ ድማ ኣብዚ እዋን’ዚ ተለኺፉ ይርከብ፣ ኣብ 2012 ድማ ካብቲ ዝነበረ መልከፊታት፡ ኣብ ልዕሊ ሓደስቲ 7000 ኣጋጢሙ።<ref name=WHO2013/> ካብዚ ዘጋጥመ ሕማማት፡ እቲ ልዕሊ 80%፡ ኣብ [[ደሞክራስያዊ ሪፓፕሊክ ኮንጐ]]ዜጋጠመ እዩ። <ref name=WHO2013/> ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ እዋን፡ ሰለስተ ዓቢ ለበዳታት ኣጋጢሙ፣ እቲ ቀዳማይ ካብ 1896 ክሳዕ 1906 ኣብ ዘሎ ግዜ ብቐንዱ ኣብ [[ዩጋንዳ]]  ከምኡውን ኣብ [[ተፋሰስ ኮንጐ]] ዜጋጠመ ኪኸውን ከሎ፡ እቲ ክልተ ድማ ኣብ 1920ን 1970ን ኣብ ሓያለ ሃገራት ኣፍሪቃ ዜጋጠመ እዩ።<ref name=WHO2013/> ከም ላም ዝኣመሰሉ ካልኦት እንሳታት፡ ነቲ ሕማም ክስከሙን በቲ ሕማም ክልከፉን ይኽእሉ እዮም። <ref name=WHO2013/>
 
==መወከሲታት==
<references />