ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»

Content deleted Content added
No edit summary
መፈለጥታታትኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
Blanked the page
መስመር 1፦
# '''[[ሃገረ]] ኤርትራ፡ '''
[[File:Flag of Eritrea.svg|200px|thumb|ኤርትራ]]
ኤርትራ አብ ምብራቕ [[አፍሪቃ]] ካብ ዝርከባ ሃገራት ሓንቲ ኮይና : ብስሜናዊ-ምዕራብ ምስ [[ሱዳን]]፣ ብሰሜናዊ-ምብራቕ ምስ [[ቀይሕ ባሕሪ]]፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡባዊ-ምብራቕ ምስ [[ጅቡቲ]] ትዳወብ። ኤርትራ ዝብል ስም ካብ [[ላቲን]] Mare Eritreum ዝተወስደን ኰይኑ መሰረቱ ናይ [[ግሪክ]] Ἐρυθρὰ θάλαττα ሐረግ ኰይኑ ትርጉሙ ድማ ቀይሕ ባሕሪ ማለት ዮ። እዚ ስም ነዚ አካባቢ ዝሃብዎ [[ኢጣልያ]]ውያን አብ [[ጥሪ]] 1890 ግዝአቶም ክእውጁ እንከለዉ (ተመሳሳሊ ስም ብጀርመናውያን 1870 ከምኡ ውን ግብጻውያን 1860ታት አብ ጥቕሚ ውዒሎም እዮም ፣ እንተዀነ ግን አየናይ ክፋል ከም ዘመልክት ንጹር አይነበረን)። ኤርትራ፣ ከም ሃገር፣ ብኢጣልያዊያን ድሕሪ ምምስራታ አብ ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኵነታት ብምሕላፍ ነዚ ዘሎ አቃውማ ሒዛ ትርከብ። ቅድሚ 1890 አብ ዝነበረ ግዜ እቲ ዝነበረ ናይቲ ከባቢ ታሪኽ አብ ትሕቲ"ኤርትራ" ብዝብል ዝጽዋዕ እንተዘይኮይኑ ነዚ ሓድሽ ኤርትራ ልዑል ግንዛበ ከምዝህብ ተመራመርቲ ታሪኽ ቅድሚ 1890 ንዘሎ ታሪኽ ምጽናዕ አገዳሲ ምዃኑ ይሰማምዑ
*1 ቅድሚ(1890)
*1.1 ክዴቭ ፓሻ
*1.2 ሰለስተ ክፍልታት ኤርትራ
*1.3 [[ሃጸይ ዮሃንስ]]፣ ግብጻውያን፣ መህዳውያንን ኢጣልያውያንን
*2 ኮሎኒያ ኤርትራ (1890-1941)
*2.1 ምስፍሕፋሕ መግዛእቲ ጣልያን
*2.2 ንቕሓት ህዝቢ ኤርትራ
*2.3 አገዛዝኣ ጥልያን አብ ኤርትራ
*2.3.1 ሓይሊ ኢጣልያ
*2.3.2 አመሓዳድራ
*2.3.2.1 ስርዓተ ትምህርቲ
*2.3.3
*2.3.3.1 ፋሽሽቲ ጥልያንን ስርዓተ አፓርታይድን
*2.3.3.2 ኢኮኖሚያዊ 'ዕቤት
*3 እንግሊዝ ወታደራዊ አገዛዝአ 1941 -1952)
*3.1 ሕግን ስርዓትን
*3.2 ካልአይ ኵናት ዓለም
*3.3 ድሕሪ ኵናት
*3.4 ማሕበር ፍቕሪ ሃገር
*4 ኢትዮጵያ ኤርትራ ፌዴሬሽን (1952-1962)
*4.1 ምምሕዳር ኤርትራ
*5 ጎበጣ ኢትዮጵያ (1962-1991)
*5.1 ዘውዳዊ ስርዓት ኢትዮጵያ (1962-1974)
*5.1.1 ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ጀብሃ)
*5.1.2 ናይ ጀብሃ ውድቀትን ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን
*5.2 ስርዓት [[ደርግ]] (1974-1991)
*6 ሃገረ ኤርትራ (1991)
 
[[ዓረበኛ]]፣(دولة إرتريا,ዳውላት ኢሪትሪያ),ወግዓዊ '''ሃገረ ኤርትራ''', ብሓደ ሰልፊ ብዝምራሕ ፕርሲደንታዊ መንግስቲ እትምራሕ ፣ ኣስታት 6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኣብ [[ቀርኒ ኣፍሪቃ]] እትርከብ ሃገር ኢያ።
ኤርትራ ብ1991 ድሕሪ ናይ ሰላሳ ዓመታት ፖለቲካውን ብረታውን ቃልሲ ኣንጻር [http://en.wikipedia.org/wiki/Ethiopia ኢትዮጵያ] ካብ ምሕደራ ኢትዮጵያ ነጻ ድሕሪ ምዃን፣ ብ1993 ብዝተገብረ ህዝባዊን ዝተፈላለዩ ኣካላት ማሕበረሰብ ዓለም ዝተዓዘብዎን [http://en.wikipedia.org/wiki/Eritrean_independence_referendum,_1993 ረፈረንዶም] ልኡላውነታ ዝኣወጀት ሃገር ኢያ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ዝተገብረ ህዝባዊ ሪፈረንደም ዓለም ብዘገረመ ውጽኢት 99.8 ሚእታዊት ንናጽነት ኣድሚጹ። ኤርትራ ብ ሰሜንን ምዕራብን ምስ ሱዳን፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ ብ ደቡባዊ ምብራቕ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ። ብምብራቕ ኣፍደገ ባሕሪ ከኣ ናይ ኣስታት 1200 ኪሎሜተር ገማምግም ኣብ ቀይሕባሕሪ ኣለዋ። [http://en.wikipedia.org/wiki/Geography_of_Eritrea ቅርጸ መሬት ኤርትራ] ኣብ ሰለት ይምቀል፣ ካብ ደቡብ ናብ ሰሜን ብ ማእከ ዝስንጥቕን ምጡን ኩነታት ኣየር ዘለዎን ከበሳ፣ ብኽልተ ጎድንታት ናይ ከበሳ ዝርከብ ናብቲ ምዉቕ ኩነታት ኣየር ዝወርድ ጎቦታት ዝበዝሖ ምብራቓውን ምዕራባውን ኣጻድፍ፣ ከምኡ ውን ትሑት ብራኸ ዘለዎ መታሕትን። ዝለዓለ ጻዕቂ ህዝቢ ዘለዎ ቦታ እቲ ምቹእ ኩነታት እየር ዘለዎ ከበሳ ኮይኑ ዳርጋ 50-55 ሚእታዊት ካብ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ኣብቲ ዝያዳ ጎላጉል ዘለዎ ደቡባዊ ክፋሉ ይቕመጥ። ዝበዝሕ ህዝቢ ከበሳ ኤርትራ ክርስትያን ክኸውን ከሎ መትሕት ኤርትራ ብተዛማዲ ስሕው ዝበለ ጻዕቂ ህዝቢ ዘለዎ ኮይኑ ዝበዝሑ ተቐማጦኡ ሰዓብቲ ምስልምና እዮም።
 
 
==ዓበይት ከተማታት Eritrea
 
* [[ኣስመራ]]
* [[መንደፈራ]]
* [[ዓዲ ቀይሕ]]
* [[ዓዲ ዃላ]]
* [[ኣፍዓበት]]
* [[ምጽዋዕ]]
* [[ዓሰብ]]
* [[ጢዖ]]
* [[በይሉል]]
* [[ሽዕብ]]
* [[ሕምብርቲ]]
* [[ባረንቱ]]
* [[ደቀምሓረ]]
* [[ፍልፍል]]
* [[ጊንዳዕ]]
* [[እምኒ ሓይሊ]]
* [[ከረን]]
* [[ናቅፋ]]
* [[ሰንዓፈ]]
* [[ተሰነይ]]
* [[ዙላ]]
* [[ባድመ]]
 
*ኤርትራ
*[[ሃገረ ኤርትራ]]
*State of Eritrea ስቴት ኦፍ ኤሪትሪያ
*[[دولة إرتريا]] [[ዳውላት ኢሪትሪያ]]
[[ሰንደቕ ዓላማ ባንዴራ]][[File:Flag of Eritrea.svg|200px|thumb|ኤርትራ]]
 
[[ኤርትራ ቀጠልያ ቀይሕ ሰመያዊ ብጫ አውሊዕ ዘለዎ]]
 
[[ሃገራዊ መዝሙር]]: [[ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ]]
 
ኣርማ ኤርትራና
* [[ርእሰ ከተማ]] [[አስመራ]]
* [[ሃገራዊ ቋንቋ]] [[ትግርኛ]]፣ [[ዓረብ]]፣ [[እንግሊዝኛ]]
* [[አመራርሓ ፕረዝደንታዊ]]
* [[ፕረዚደንት]] [[እሳያስ አፈወርቂ]]
* [[ዓበይቲ መዓልታት]]
* [[ግንቦት ፲፮]]/24 ቀን [[፲፱፻፹፫]]/1991 ዓ.ም.ግ/ፈ]]
* [[መዓልቲ ናጽነት]]
* [[ብዝሒ ህዝቢ]]
* ናይ 2009 ዓምፈ ግምት
* 2008 ዓምፈ ቆጸራ ህዝቢ
* 5,224,000 (መበል109)
* 5,291,370
* ባጤራ [[ናቅፋ]]
* [[ሰዓት]] UTC +3
* መእተዊ ቴለፎን +291
* ናይ [[ኢንተርነት]] [[.er]]
 
==ክዴቭ ፓሻ==
 
[[1860ታት]] መጀመሪያ ፣ናይ ግብጺ መራሒ ኢስማዒል [[ከዴቭ ፓሻ]] ዞባ [[ናይል]] ሰፊሕ ናይ [[ግብጽ]] ግዝአት ከስፋሕፍሕ ተላዕለ። ነዚ ሓዲሽ ግዝአቱ ድማ [[ካርቱም]] ማእከል ከተማ ገይሩ ንሱዳን ከም ግዝአቱ ሓዘ። ቀጺሉ ድማ አብ ቀይሕ ባሕሪ ብ1865 ድሕሪ ምቁጽጻሩ አብ [[1870ታት]] መጀመሪያ ክሳብ [[ሕንድ ውቅያኖስ]] ተቆጻጸረ ። እምበኣርከስ በዚ እዩ ካርቱም-ከሰላ- [[ከረን]] -[[ምጽዋዕ]] ኢሉ ዝአተወ፤ ብ1872 ነዚ ስልታዊ መንገዲ ናይ ክዴቭ ፓሻ ሰራዊቶች ተቆጻጸሩ። በዚ ከይተሓጽሩ ድማ ንከበሳ ውን ክቆጻጸሩ ተበገሱ። ከበሳ ብባሕሪ ነገስታትን መሳፍንቲ [[ትግራይ]]ን ይወራረስ እዩ ዝነበረ፤
ሰለስተ ክፍልታት ኤርትራ ኤርትራውያን ቀጽልዎ ታሪኽና ቢኢትዮጵያ ክቕየር ብዙሕ እዩ ዝጸዓር ዘሎ
{{Commons|Eritrea}}
[[Category:ኤርትራ]]