ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኬንያ»

Content deleted Content added
ንእ Bot: Migrating 1 interwiki links, now provided by Wikidata on d:q114 (translate me)
Blanked the page
መስመር 1፦
[[File:Flag of Kenya.svg|thumb|ሰንደቕ ዕላማ (ባንዴራ)]]
[[File:Kenya in its region (de-facto).svg|thumb|]]
 
ኬንያ ሓንቲ ሪፓብሊካዊት ሃገር እያ፡ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ'ውን ትርከብ። ኬንያ ብሸነኽ ህንዳዊ ውቅያኖስ ኣብ ቅናት ምድሪ ትርከብ። ምስ ሓሙሽተ ሃገራት'ውን ትዳወብ፤ ብሰሜን ምስ ኢትዮጵያ፡ ብሰሜናዊ ምብራቕ ምስ ሶማልያ፡ ብደቡብ ምስ ታንዛንያ፡ ብምዕራብ ምስ ዩጋንዳ ከምኡ'ውን ምስ ቀላይ ቪኢክቶሪያ ትዳወብ። ርእሲ ክተማ ኬንያ ናይሮቢ (Nairobi) ትብሃል።
ኬንያ ሓንቲ ካብተን ብዝተፈላለዩ ዓይነት እንስሳታት በረኻን ንእኦም'ውን ዝተሓዝኤ ቦታታትን በረኻታትን ዝመልኣን ዝሃብተማን ሃገራት ኣፍሪቃ እያ።
 
{{stub}}
 
[[Category:ሀገራት ኣፍሪቃ]]
ካብ «https://ti.wikipedia.org/wiki/ኬንያ» ዝተረኽበ