ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ገለ መግለጽታት ቃላት»

Content deleted Content added
Blanked the page
ንእ Reverted edits by 87.0.62.220 (talk) to last revision by Codex Sinaiticus
መስመር 1፦
'''ገለ መግለጽታት ቃላት''':
 
ካልኣይ ቋንቋ - እቲ/እቶም ድሕሪ ቀዳማይ ቋንቋ ዚውሃብ/ቡ ቋንቋ/ታት ኢዩ/ዮም። ኣብ መንጎ ቀዳማይን ካልኣይን ቋንቋ ዘሎ ዶብ ንምፍላይ ኵሉግዜ ቀሊል ኣይኰነን። ገና ብቘልዓኡ ተወሳኺ ቋንቋ ንዝተማህረ ቈልዓ ብዚምልከት፡ እቲ ቘልዓ ክልተ ቀዳሞት ቋንቋታት ኣሎዎ ኪብሃል ይክኣል።
 
ቀዳማይ ቋንቋ - እቲ/እቶም መጀመርታ እቲ ቘልዓ ዚምሃሮ/ም ቋንቋ/ ታት ኢዩ/ዮም።
 
[[ቋንቋ ሃገር]] - እዚ ኣምር’ዚ፡ ምስ’ቲ ብ1977 ኪትኣታተው ዝጀመረ ጽገና ቋንቋ-ሃገር ዝተባህለ ተተሓሒዙ ዝቘመ’ዩ። "ትምህርቲ ቋንቋ-ሃገር" ሕጂ "ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ" ተባሂሉ ይጽዋዕ ኣሎ። ሓደ ካብ ወለዲ ወይ መጕ ዚት፡ ቋንቋ-ኣደኦም ዘይሽወደን ምስ ዚኸውን፣ እሞ መዓልታዊ ምስ ውላ ዶም በቲ ቛንቋ’ቲ ዚዛረቡ ምስ ዚዀኑ፣ ቈልዑ ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ ኪወስዱ መሰል ኣሎዎም።
 
[[ቋንቋ ብዙሕ|ቋንቋ ብዙሓን]] - እቲ ዝዓበየን ዓብላልን ቋንቋ ናይ’ታ ሃገር። ኣብ ሽወ ደን ቋንቋ ሽወደን’ዩ ቋንቋ-ብዙሓን።
 
[[ቋንቋ ውሑድ|ቋንቋ ውሑዳን]] - እቶም ብገለ ክፋላት ናይ’ቲ ህዝቢ ዚዝረቡ ቋንቋታት። ኣብ ሽወደን ሓሙሽተ ወግዓውያን ቋንቋታት-ውሑዳን ውሽጢ-ሃገር ኣለዉ፡- ፊንላንዳዊ፡ ዪዲሽ፡ መአንኬሊ፡ ሮማኒ ቺብ፡ ሳሚ። ካልኦት፡ ሓደስቲ እታው ዚዛረቡሎም፡ ኣዝዮም ብዙሓት ቋንቋታት-ውሑዳን፡ ከም ዓረብ፡ ዳንማርክ፡ ኩርድ፡ ፐርስያዊ፡ ቱርኪ፡ ሶማል ዝኣመሰሉ ድማ'ለዉ።
 
[[ቋንቋ ኣደ ]]- ሰፊሕ ኣምር ኰይኑ፣ ኣውራ ግን እቲ/ቶም ኣብ ቤት ዚጽ ናዕ/ንዑ ቀዳማይ/ሞት ቋንቋ/ታት ማለት’ዩ።
 
 
[[ድርብ ቋንቋነት]] - ንኽልተ ወይ ዝያዳ ቋንቋታት፡ ብድምር ንምግላጽ እንጥቀመሉ’ዩ።
 
[[Category:ቋንቋ]]