ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ባዮሎጂ»

Content deleted Content added
Blanked the page
ንእ Reverted edits by 87.0.62.220 (talk) to last revision by Addbot
መስመር 1፦
<div class="thumb tright">
<div style="width:280px;">
{|
|valign="top"|[[File:Thompson's_Gazelle.jpeg|125px]]
|valign="top"|[[File:Yanagi.jpg|125px]]
|-
|valign="bottom"|[[File:Goliathus goliatus dos.jpg|125px]]
|valign="bottom"|[[File:EscherichiaColi NIAID.jpg|125px]]
|}
</div>
<div class="thumbcaption" style="width:280px;"></div>
</div>
'''ባዮሎጂ''' ብዛዕባ ህይወት ዘለዎም ነገራት ዘፅንዕ ናይ ምርምር ክፋል እዩ። ነዚ ፅንዓት ዘካይድ ሰብ ''[[ባዮኦልጂስት]]'' ተባሂሉ ይፅዋዕ። መብዛሕቱ ግዜ ባዮሎጂ አብ ክልተ ይምቀል። እቶም ክልተ ጨንፈራትውን ''[[ቦታኒ]]'' (ብዛዕባ ተኽልታት ዘጽንዕ) ከምኡውን ''[[ዙሎጂ]]'' (ብዛዕባ እንስሳታት ዘፅንዕ) እዮም። እዞም ክልተ ጨንፈራት ከአ ደጊም ናብ ዝተፈላለዩ ጨንፈራትን ፍሉይ ናይ ምርምር ክፋላት ይምቀሉ።
ይኹን እምበር ከም ''[[አናቶሚ]]'' (ህይወት ናይ ዘለዎም ነገራት ንድፊ ዘጽንዕ ጨንፈር) ን ''[[ጀነቲክስ]]'' (አብ ልዕሊ ውርሰ ባህሪ ድግበር ፅንዓት) ዝአመስሉ መብዛሕትኦም ጨናፍር ባዮሎጂ ንእንስሣ ይኹን ን አታኽልቲ ብዘየገድስ ንክልቲኦም ክፋል ህይወት የፅንዑ።
ባዮሎጂስትታት መብዛሕትኡ ግዜ ጽንዐቶም ንምክያድ ካብ ጨንፈር ፅንዓት ናቶም ዝተፈልየ ናይ ምርምር ክፋላት ዝጥቀሙሉ ዘዴታትን ሐደስቲ ፍልጠታትን ይጥቀሙ። ንአብነት ተጠቐስና፡ ህይወት አብ ዘለዎም እንስሳታትን አታኽልትን ዝካየዱ ውህደታት ንምርዳእ ክሕግዞም ምእንቲ ''[[ፊዚክስ]]'' ን ''[[ኬሚስትሪ]]'' አብ ዝተባህሉ ናይ ምርምር ጨንፈራት ይውከሉ።
 
== ==
<gallery>
File:Guriezo Adino vaca toro terneras.jpg|Animalia - Bos primigenius taurus
File:Zboże.jpg|Planta - Triticum
File:Morchella esculenta 08.jpg|Fungi - Morchella esculenta
File:Fucus serratus2.jpg|Stramenopila/Chromista - Fucus serratus
File:Gemmatimonas aurantiaca.jpg|Bacteria - Gemmatimonas aurantiaca (- = 1 Micrometer)
File:Halobacteria.jpg|Archaea - Halobacteria
File:Gamma phage.png|Virus - Gamma phage
</gallery>
 
[[Category:ባዮሎጂ|*]]