ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኣስመራ»
Content deleted Content added
No edit summary መፈለጥታታት፦ ኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile app edit |
|||
መስመር 5፦
== ታሪኽ ==
አስመራ አብ መበል ዐሰርተው ክልተ ክፍለ ዘመን ካብ ኣርባዕተ ማይቤት እያ ተመስሪታ ። ከም ዝዝንተው ፈለማ ገዛ ጉርቶም፣ ገዛ ሸለለ፣ ገዛ ሰረንሰር ን ገዛ አሰምዐ ዝተባህሉ አርባዕተ ማይ ቤት ይነብሩ ነይሮም ። ዝተጠቅሱ ማይ ቤታት አብ ሓደ ተጠርኒቦም ኣብ ከባቢኦም ንዝነብሩ ጎሓሉት ክስዕሩ ክኢሎም ። ድሕሪ ዚ ዓወት እዚ ኸኣ ነቲ ቦታ አርባዕተ አስመራ ዝብል ሓድሽ ሽም ሃብዎ። እቲ ምስኡ ጠቢቑ ዝዓበየ ብ ኢጣልያውያን ዝኸተመ ክፍሊ ኸኣ አስመራ ተባሂሉ ክፅዋዕ ጀመረ ። እታ ጥንታዊት ክፋል ግና ክሳብ ሕጂ ደቀባት ይሰፍርዋን ኣርባዕተ ኣስመራ ተባሂላ ትጽዋዕን
*[http://albumdeestampillas.blogspot.com Asmara poçt]
|