ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኣስመራ»

Content deleted Content added
መፈለጥታታትኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
መስመር 5፦
== ታሪኽ ==
 
አስመራ አብ መበል ዐሰርተው ክልተ ክፍለ ዘመን ካብ ኣርባዕተ ማይቤት እያ ተመስሪታ ። ከም ዝዝንተው ፈለማ ገዛ ጉርቶም፣ ገዛ ሸለለ፣ ገዛ ሰረንሰር ን ገዛ አሰምዐ ዝተባህሉ አርባዕተ ማይ ቤት ይነብሩ ነይሮም ። ዝተጠቅሱ ማይ ቤታት አብ ሓደ ተጠርኒቦም ኣብ ከባቢኦም ንዝነብሩ ጎሓሉት ክስዕሩ ክኢሎም ። ድሕሪ ዚ ዓወት እዚ ኸኣ ነቲ ቦታ አርባዕተ አስመራ ዝብል ሓድሽ ሽም ሃብዎ። እቲ ምስኡ ጠቢቑ ዝዓበየ ብ ኢጣልያውያን ዝኸተመ ክፍሊ ኸኣ አስመራ ተባሂሉ ክፅዋዕ ጀመረ ። እታ ጥንታዊት ክፋል ግና ክሳብ ሕጂ ደቀባት ይሰፍርዋን ኣርባዕተ ኣስመራ ተባሂላ ትጽዋዕን ኣላ MISA ZENEBERET GEZAWITI WIN ALA HADISH ADI SEMA ። ኣስመራ ብ 1889 ወረርቲ ሓይሊ ጥልያን ኣትዮም ኣኸቲሞም ቀይሕ ባሕሪ ናብ ከተማ ምጽዋዕ ዝበጽሕ መገዲ ባቡር ተሰሪሑላ
ካብ መታሕትን ካብ ስግር መረብ ምላሽን ብዝመጹ ዝነበሩ ጸላእቲ ብቀጻሊ ይውረሩ ነበሩ።ነዚ ንምክልካል ድማ ኣንስቲ ኣርባዕቲአን ዓዲ ብሓባር ክሰምራ ተሰማምዓ።እቲ ሓሳብ ውን ንሰብኡተን ነገርኦም ። እቶም ሰብኡት ውን በዚ ተሰማሚዖም ነቲ ሓሳብ ናይ ኣንስቶም ኣብ ግብሪ ኣውዓልዎ። ሳልእን ውን ስለ ዝሰመሩ "ኣርባዕተ ኣስመራ" ኢሎም ነታ ሓዳሽ ዓዲ ሰየምዋ። እቲ ምስኡ ጠቢቑ ዝዓበየ ብ ኢጣልያውያን ዝኸተመ ክፍሊ ኸኣ አስመራ ተባሂሉ ክፅዋዕ ጀመረ ። እታ ጥንታዊት ክፋል ግና ክሳብ ሕጂ ደቀባት ይሰፍርዋን ኣርባዕተ ኣስመራ ተባሂላ ትጽዋዕን ኣላ ። ኣስመራ ብ 1889 ወረርቲ ሓይሊ ጥልያን ኣትዮም ኣኸቲሞም ቀይሕ ባሕሪ ናብ ከተማ ምጽዋዕ ዝበጽሕ መገዲ ባቡር ተሰሪሑላ
*[http://albumdeestampillas.blogspot.com Asmara poçt]