ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኣስመራ»

Content deleted Content added
No edit summary
Add Category
መስመር 1፦
[[File:Asmara_Montage.jpg|alt=ርእሲ ከተማ ኤርትራ ኣስመራ|center|369x369px]]
 
'''አስመራ''' ዝዓበየትን ርእሲ ከተማን [[ኤርትራ]] እያ። ኣስታት 579 ሽሕ ዝኸውን ህዝቢውን ይቅመጥዋ። ካብቶም ቀንዲ ኢንዱስትርያዊ ፍራያት ዐለባ፡ ዝተዐሸገ ስጋ፡ ቢራ፡ ሳእኒን ኣሕልታትን ይርከብዎም።ከምኡ ውን እብ ዩ.ኔ.ስ.ኮ(U.N.E.S.O) ተመዝጊባ ዘላ ከተማ ኢያ።
 
 
|ስም ከተማ ፥ [[ኣስመራ]]
 
|ስም ሃገር ፥ [[ኤርትራ]]
 
|ተቀምጥቲ ፥ 579.000
መስመር 15፦
ካብ መታሕትን ካብ ስግር መረብ ምላሽን ብዝመጹ ዝነበሩ ጸላእቲ ብቀጻሊ ይውረሩ ነበሩ።ነዚ ንምክልካል ድማ ኣንስቲ ኣርባዕቲአን ዓዲ ብሓባር ክሰምራ ተሰማምዓ።እቲ ሓሳብ ውን ንሰብኡተን ነገርኦም ። እቶም ሰብኡት ውን በዚ ተሰማሚዖም ነቲ ሓሳብ ናይ ኣንስቶም ኣብ ግብሪ ኣውዓልዎ። ሳልእን ውን ስለ ዝሰመሩ "ኣርባዕተ ኣስመራ" ኢሎም ነታ ሓዳሽ ዓዲ ሰየምዋ። እቲ ምስኡ ጠቢቑ ዝዓበየ ብ ኢጣልያውያን ዝኸተመ ክፍሊ ኸኣ አስመራ ተባሂሉ ክፅዋዕ ጀመረ ። እታ ጥንታዊት ክፋል ግና ክሳብ ሕጂ ደቀባት ይሰፍርዋን ኣርባዕተ ኣስመራ ተባሂላ ትጽዋዕን ኣላ ። ኣስመራ ብ 1889 ወረርቲ ሓይሊ ጥልያን ኣትዮም ኣኸቲሞም ቀይሕ ባሕሪ ናብ ከተማ ምጽዋዕ ዝበጽሕ መገዲ ባቡር ተሰሪሑላ
*[http://albumdeestampillas.blogspot.com Asmara poçt]
 
[[Category:ኤርትራ]]