ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ»

Content deleted Content added
No edit summary
መፈለጥታታትReverted ኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
use 'poem' instead of 'br' for line breaking
መፈለጥታReverted
መስመር 1፦
<poem>
ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ፡

በዓል ደማ እናልቀሰ ተደምሲሱ፡

መስዋእታ ብሓርነት ተደቢሱ።

መዋእል ነኺሳ ኣብ ዕላማ

ትዕምርቲ ጽንዓት ኰይኑ ስማ፡

ኤርትራ'ዛ ሓበን ዉጹዓት፡

ኣመስኪራ ሓቂ ከምትዕወት።

ኤርትራ ኤርትራ፡

ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ።

ናጽነት ዘምጽአ ልዑል ኒሕ፡

ንህንጻ ንልምዓት ክሰርሕ፡

ስልጣነ ከነልብሳ ግርማ፡

ሕድሪ'ለና ግምጃ ክንስልማ።

ኤርትራ ኤርትራ፡

ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ።
</poem>

[[Category:ኤርትራ]]