ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኣስመራ»
Content deleted Content added
Add Category |
improvements |
||
መስመር 1፦
{{ሓበሬታ ንኡስ ሃገራዊ ኣካል
| ምሉእ ሽም = ኣስመራ
| መበቆላዊ ሽም =
| ሕብረት = [[ርእሰ ከተማ]] [[ኤርትራ]]
| ምስሊ = Asmara Montage.png
| ዓይነት_ላዕለዋይ_1 = [[ንኡስ ዞባታት ኤርትራ|ዞባ]]
| ላዕለዋይ_1 = [[ማእከል]]
| ካርታ_loc = ኤርትራ
| ብዝሒ_ህዝቢ = 963,000
| ብዝሒ_ህዝቢ_ዓመት = 2020
| ስፍሓት = 12,158,1
| መሰረት = 800 ቅ.ክ.
| ህንጻ = ከተማ
| ዕለት_ምፍጣር = 1890
| ሃገር =
}}
'''
== ታሪኽ ==
ካብ መታሕትን ካብ ስግር መረብ ምላሽን ብዝመጹ ዝነበሩ ጸላእቲ ብቀጻሊ ይውረሩ ነበሩ።ነዚ ንምክልካል ድማ ኣንስቲ ኣርባዕቲአን ዓዲ ብሓባር ክሰምራ ተሰማምዓ።እቲ ሓሳብ ውን ንሰብኡተን ነገርኦም ። እቶም ሰብኡት ውን በዚ ተሰማሚዖም ነቲ ሓሳብ ናይ ኣንስቶም ኣብ ግብሪ ኣውዓልዎ። ሳልእን ውን ስለ ዝሰመሩ "ኣርባዕተ ኣስመራ" ኢሎም ነታ ሓዳሽ ዓዲ ሰየምዋ። እቲ ምስኡ ጠቢቑ ዝዓበየ ብ ኢጣልያውያን ዝኸተመ ክፍሊ ኸኣ
[[Category:ኤርትራ]]
|