ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኢሳይያስ ኣፈወርቂ»

Content deleted Content added
No edit summary
መፈለጥታታትኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
No edit summary
መፈለጥታታትኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
መስመር 7፦
ናይ [[ኤርትራ]] ኮትኑ ተመሪጹ።
 
"ርእሰ መላኪ" ዚብል ማዕርግ ተዋሂብዎ ዘሎ ፕረሲደንት፥ ኣብ ሲልጥን ን ልዕሊ 25 ዓመታት ብዘይ ዝኮነ ናይ ህዝባዊ ወይ ባይቶዊ ምርጫ ን ኤርትራ ይመርሓ ይርከብ። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፕረሲደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ፥ ዝኮነ ናይ ቑመባዊ ዕብየት ክተርኢ ኣይከኣለትን ዘላ። አምበሺ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ትጉተት ኣላ። ዘይዉሱን ሃገራዊ ኣገልግሎት፥ ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ፥ ናይ ምቕስቃምንቕስቃስ (ኣብ ውሽቲ ሃገር ኮነ ካብ ሃገር ወጻኢ) ናጽነት፥ ናይ ወፍሪ ናጽነት ፥ ናይ ጋዘጤናንነት ናጽነት፥ ናይ ሃይማኖት ናጽነት፥ ናይ ምምራጽን ተማራጽነት ናጽነት ዝከልከለ ዝንቡዕ ፖሊሲ ኢሰይያስ - ን ነብሱ 'ዲክታቶር' ን ኤርትራ ከኣ 'ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ' ዝብል ሳጓ ኣሰኪሙዋ ይርከብ።
[[File:Donald_Rumsfeld_with_Isaias_Afwerki.jpg|left|thumb|ሚኒስተር [[ዩናይትድ ስቴትስ]] ምስ ናይ [[ኤርትራ]] ፕረሲደንት።]]