ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኣስመራ»

Content deleted Content added
improvements
Very interesting
መፈለጥታታትኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
መስመር 17፦
 
'''ኣስመራ''' ዝዓበየትን ርእሰ ከተማን [[ኤርትራ]] እያ። ኣስታት 579 ሽሕ ዝኸውን ህዝቢውን ይቅመጥዋ። ካብቶም ቀንዲ ኢንዱስትርያዊ ፍራያት ዐለባ፡ ዝተዐሸገ ስጋ፡ ቢራ፡ ሳእኒን ኣሕልታትን ይርከብዎም።ከምኡ ውን ኣብ ዩ.ኔ.ስ.ኮ(U.N.E.S.O) ተመዝጊባ ዘላ ከተማ እያ።
 
ቀንዲ ተቀማጦ ኣስመራ ኣርባዕተ ኣስመራ ሓምሻዮም ነበራ ይብሃሉ: ከምቲ ዝፍለጥ ኣብ ኣስመራ ሸፋቱ የሸግርዎም ስለዝነበሩ እተን ኣንስቶም እየን ኣስሚረንኦም:: ኣርባዕተ ክንብል ከለና ኣሕዋት ኣይነበሩን ገዛ ኣስምዔን ገዛ ስርንስር ጥራሕ እዮም ደቂ ሓደ ሰብኣይ እንዳ ሓሰበላ ዝብሃሉ:: ነበራ ዝብሃሉ ደቂ ክልተ ኣሕዋት ኮይኖም ካብ ሓሰብን ሓሰበላን ይውለዱ:: ገዛ ስርንስርን ኣስምዔን ነበራን ደቂ ክልተ ኣሕዋት ክኮኑ ከለው:: እቶም ክልተ ነገድ ገዛ ጉረቶምን ሸለለን ግና ካብ ካልእ ቦታ ዝነገዱ እዮም:: ብዛዕባ ነበራ ምስ መግዛእቲ ኣሉላ ናብ ከባቢ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ክቅመጡ ተገዲዶም ኣብ ጉልዒ ዝብሃል ዓድን ብድሕሪ ቤት ገርግሽ ዘሎ ኣጻድፍ ክነብሩ ወሲኖም::
 
== ታሪኽ ==