ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ዊኪፐድያ»

Content deleted Content added
corrections
improvements
መስመር 1፦
{{ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታ
[[File:Wikipedia-logo-v2-ti.svg|thumb|ናይ ዊኪፐድያ ኣርማ ብትግርኛ]]
|ኣርማ = [[ፋይል:Wikipedia-logo-v2.svg|160px]]
'''ዊኪፐድያ''' ዝተማልአ በዓልብዙሕ ቋንቋን ትኽክለኛን ናጻ [[ኢንሳይክሎፐድያ]] (መዘገበ ፍልጠት) እዩ። ዝኾነ ሰብ ንዊኪፐድያ ምጽሓፍ ይኽእል። ብግምት ኣብ 285 ዝተፈለዩ ቋንቋታት ጽሑፋት ኣለዉ። ዊኪፐድያ ኣብ ውሽጢ [[ኢንተርነት]] ብጣዕሚ ፍሉጥ መዛግብቲ ፍልጠት ሓደ እዩ።
|ምስሊ = [[ፋይል:Wikipedia Main Page.png|300px]]
|እግሪ_ምስሊ = መበገሲ ገጽ ዊኪፐድያ ብእንግሊዝኛ ብ19 ሓምለ 2020
|ስም = ዊኪፐድያ
|ዓውዲ = [//www.wikipedia.org/ https://www.wikipedia.org/]
|ንግዳዊ = ኣይኮነን
|ቋንቋ = 321 ቋንቋታት
|መዕጸዊ=|ተጠቀምቲ = [http://wikistats.wmflabs.org/display.php?t=wp > 300 765] ንጡፋት ተጠቀምትን <br> [http://wikistats.wmflabs.org/display.php?t=wp > 81 997 155] ዝተመዝገቡ ተጠቀምትን
|ምዝገባ = ኣማራጽያዊ
|ወናኒ = [[መሰረት ዊኪሜድያ]]
|እዋናዊ_ኩነት = ኣብ ቀጻሊ ምዕባለ
|እቶት = ወፈያታት ካብ [[መሰረት ዊኪሜድያ|ዊኪሜድያ]]
|ትግርኛ = እወ
}}
'''ዊኪፐድያ''' ናጻ፣ [[ሕብረ ልሳናዊ|ሕብረ ልሳናው]]ን ብሓባራዊ መንገዲ ዝተመዓራረየን [[ኢንሳይክሎፐድያ]] (መዘገበ ፍልጠት) እዩ። ኣብ መርበብ ናጻ [[ኢንሳይክሎፐድያ]] ንምፍጣር ፕሮጀክት እዩ። ኩሉ ሰብ ፍልጠቱ ኣብ ዝኾነ ኣርእስቲ ብኩሉ ሰብኣዊ ጥበብ ማዕከን ዳታ ንምፍጣር ከበርክት ይኽእል እዩ።
 
ብ15 ጥሪ 2001 ብ[[ጂሚ ዌልስ]]ን [[ላሪ ሳንገር]]ን እዩ ተፈጢሩ፣ ከምኡ’ውን ኣብ [[ኢንተርነት]] ዝዓበየን ህቡብን መወከሲ ስራሕ እዩ።