ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ጥዕና ሳይንስ»

Content deleted Content added
No edit summary
(ፍልልያት የልቦን)

Revision as of 14:33, 9 ነሓሰ 2006

ጥዕና ሳይንስ ናይ ሰብን እንስሳን ጥዕና ዘፅንዕ ጨንፈር [አፕላይድ ሳይንስ] እዩ ። ጥዕና ሳይንስ አብ ክልተ ጨናፍር ተመቒሉ ይካየድ ። ሓደ፡ ጽንዐት፣ ምርምር ን ፍልጠትን ጥዕና ዘጠቓልል እዩ ። እቲ ካልእ ከኣ ነቲ ፍልጠት ኣብ ተግባር ብምውዐል ንጥዕና ምምሕያሽ፣ ሕማማት ምሕዋይን ከምኡ ድማ ሰባትን እንስሳታትን ከምይ ከም ዝነብሩ ምጽናዕ የጠቓልል ።