ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ውላደይ ኣብ ቅድመ-ትምህርቲ ምዝራብ እንተ»

Content deleted Content added
No edit summary
ንእ Reverted edits by Avi (Talk) to last version by Blake
መስመር 1፦
'''ውላደይ ኣብ ቅድመ-ትምህርቲ ምዝራብ እንተ''':
Hi im a wiki sockpuppeteer
 
ኣቋረጾ፡ እንታይ ክገብር?
here are my user pages from different wiki's:
 
ቍሩብ ጽንሕ በል እሞ ተዓዘብ። ኣብ ገለ እዋን፡ ቈልዑ ኣብ’ቲ [[ቋንቋ]] ኣደኦም ዘይዝውተሮ ቅድመ ትምህርቲ ምስ ጀመሩ፡ “እዋን ስቕታ” ተባሂሉ ዚጽዋዕ ተረኽቦ የጋጥም ኢዩ። እቲ ቈልዓ ኸኣ ንነዊሕ እዋን ብ[[ሽወደን]] ሓንቲ ቃል እኳ ኣየውጽእን። ኣብ’ዚ እዋን”ዚ፡ ብኻልእ ኵነታቶም፡ ቅሱናት፣ ብኻልእ ኣገባብ ድማ ሓሳባቶም ዚገልጹ - ንኣብነት ንዝደለዩዎ እናኣርኣዩን እናኣመልከቱን - ኣብ ቤቶም ከኣ ብቋንቋ ኣደኦም ምዝራብ እንተ ዘየቋሪጾም፣ ጸገም የለን ማለት’ዩ። ቅልጡፍ ምልክት እኳ እንተ ዘይተራእየ፡ ኵሉ ግዜ ፍልጠት ናይ’ቲ ሓዲሽ ቋንቋ እናኣዋህለሉ ኢዮም ዚኸዱ። ቈልዑ ድሕሪ’ቲ “እዋን ስቕታ”፡ እኹል ፍልጠት ናይ’ቲ ሓዲሽ ቋንቋ ምስ ኣዋህለሉ ኢዮም ኪዛረቡ ዚጅምሩ። ብዝዀነ ነኣሽቱ ቈልዑ፡ ቋንቋ ኣደኦም ኣብ ቤት ትምህርቲ ቅቡልን ዚዝረበሉን ምዃኑ ምስ ተዓዘቡ ኢዮም ፍዅስ ዚብለሎም።
*http://en.wikipedia.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
*http://commons.wikimedia.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
*http://meta.wikimedia.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan1
*http://en.wikisource.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
*http://en.wiktionary.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
*http://en.wikinews.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
*http://species.wikimedia.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
*http://en.wikiquote.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
*http://en.wikiversity.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
*http://simple.wikipedia.org/wiki/User:Kotla_Mohsin_Khan
 
 
 
happy blocking :) --[[User:Kotla Mohsin Khan|Kotla Mohsin Khan]] 05:14, 26 July 2008 (UTC)