ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኣየናይ ኢዩ ቅኑዕ?»
Content deleted Content added
Avi~tiwiki (ምይይጥ | ኣበርክቶታት) No edit summary |
ንእ Reverted edits by Avi (Talk) to last version by 134.155.36.20 |
||
መስመር 1፦
'''ኣየናይ ኢዩ ቅኑዕ?''' እ'ዚ ዓምዲ'ዚ ካብ'ዚ እዋን'ዚ ጀሚሩ ብቐጻሊ ኣብ ኣዘራርባናን ኣጸሓሕፋናን ንእንገብሮ ገለ ገለ ጌጋታት ንምእራም ምስ ነበብትና ናይ ሓባር ክትዕ ከነካይደሉ ከፊትናዮ ኣለና።
ነቢቡ ዶ ኣንቢቡ
ኣንቢቡ = ንኻልእ ሰብ ከም ዚነብብ ገይሩ
ኣንቢዑ = ንኻልእ ሰብ ከም ዚነብዕ ገይሩ
ነቢቡ / ነቢዑ (ባዕሉ) መዝገበ ቃላት መሪጌታ [[ግርማጽዮን]]፡ ገጽ 392
ኣንበበ መዝገበ ቃላት [[ትግርኛ]] ተክአ ተስፋይ፡ ገጽ 543
ነብበ፡ ይነብብ፡ ይንብብ፤ መዝገበ ቃላት ሐዲስ ኪዳነ ወልድ ክፍለ፡ ገጽ 618
አንበበ = ለበሃማን ያነብቦሙ = ንዓባሳት ከምዝዛረቡ ይገብሮም። ብልሳነ ግዕዝ ነበበ ብትግርኛ ተዛረበ ማለት እዩ።
|