ምጽዋዕ ኣብ ኤርትራ ትርከብ፣ ካልአይቲ ዝዓበየት ከተማ ናይዛ ሃገር አያ ከኣ። ካብ ኣስመራ ንሸነኽ ምብራቕ ኣስታት 115 ኪሎመተር ሪሒቓ ትርከብ።