ሪፓብሊክ

ዓይነት መንግስቲ

ሓንቲ ሪፓብሊክ ወይ ረፑብሊክ (ካብ ላቲንረስ ፑብሊካ «ህዝባዊ ጉዳይ»)፣ ብዘይ ንጉስ ዓይነት መንግስቲ እያ። ብዙሕ ሃገራት ሪፓብሊክ ይጥቀሙ።