ቋንቋ ፓሽቶ

ህንደ-ኢራናዊ ቋንቋ

ፓሽቶ (پښتو)፣ ናይ ደቡብማእከላይን ኤስያ ናይ ፓሽቱናት ቋንቋ ኣደ እዩ። እዚ ቋንቋ እዚ ክፍሊ ምብራቓዊ ኢራናዊ ቋንቋታት እዩ፣ ብቐጥታ ድማ ካብ ቋንቋ ኣቨስትኛ እዩ ዝወርድ።

ፓሽቶ
پښتو
ዝዝረብ ኣብ ባንዴራ ኣፍጋኒስታን ኣፍጋኒስታን
ባንዴራ ፓኪስታን ፓኪስታን
ተዛረብቲ 40-60 ሚልዮን
ደረጃ መበል 82 (ካብ ሰሜን)ን መበል 92 (ካብ ደቡብ)ን (ኤዝኖሎጅ, 2013)
ስድራ ቤት

ህንደ-ኤውሮጳዊ
 ህንደ-ኢራናዊ
  ኢራናዊ
   ምብራቓዊ
    ሰሜናዊ ምብራቕ

     ፓሽቶ
ጽሕፈት ዓረብኛ ፊደል ከምኡ’ውን ዓረብኛ (Pashto alphabet)
ወግዓዊ ኩነት
ወግዓዊ ኣብ ኣፍጋኒስታንባንዴራ ኣፍጋኒስታን ኣፍጋኒስታን
ዝቆጻጸሮ ብ ኣካዳሚ ስነ ፍልጠት ኣፍጋኒስታን
ኣካዳሚ ፓሽቶፓኪስታን
ኮዳት
ኣይሶ 639-1 ps
ኣይሶ 639-2 pus
ኣይሶ 639-3 pus