ቬኔዝዌላ

ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ቬኔዝዌላ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ብወግዒ ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማካራካስ እያ።

ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ
Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.
ኣባል ሃገር ሕብረት ሃገራት ደቡብ ኣመሪካ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖDios y Federación
(«ኣምላኽን ፈደረሽንን»)
ሃገራዊ መዝሙርGloria al Bravo Pueblo

ርእሰ ከተማ ካራካስ

10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ / 10.5, -66.933333333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ቬኔዝዌላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ህዋን ጓይዶ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ቬኔዝዌላ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ካብ ስጳኛ
 • ካብ ዓባይ ኮሎምብያ

5 ሓምለ 1811
13 ጥሪ 1830
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 3.2
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2022) 28,866,000 ተቐመጥቲ
ባጤራ ቦሊቫር (VES)
ዞባ ግዜ UTC -4
ኮድ ኣይሶ 862 / VEN / VE
ዓውዲ ኢንተርነት .ve
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +58
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ VEN ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ ስፍሓት መሬት ኣለዋ።

እቲ ሕጂ ቬኔዝዌላ ተባሂሉ ዝፍለጥ ግዝኣት ኣብ መንጎ ተቓውሞ ኣመሪንዳውያን ህዝብታት ብስጳኛ ብ1522 እያ ተገዚኣ።