ኢጣልያ

ልኡላዊት ሃገር ኤውሮጳ፣ ኣባልን ሓባራዊት መስራቲትን ኤውሮጳዊ ሕብረት

ኢጣልያ (ብጥልያን፦ Italiaኣደማምጻ፦ /ኢታልያ/ ( ስማዕ)) ብወግዒ ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ (ብጥልያን፦ Repubblica Italiana)፣ ኣባልን መስራቲትን ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ስግረ-ኣህጉር ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ሮማ እያ።

ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ
Repubblica Italiana  (ጥልያን)
ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ መዝሙርIl Canto degli Italiani

ርእሰ ከተማ ሮማ
41°53′35″ሰ 12°28′58″ምብ / 41.893055555556, 12.482777777778 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ጥልያን
ዜግነት ህዝቢ ኢጣልያዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሰርጆ ማታሬላ
ሓጋጊ ኣካል Italian Parliament ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 301,340 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 2,4
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 60,257,566 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዩሮ (€)
ዞባ ግዜ CET +1
ኮድ ኣይሶ 380 / ITA / IT
ዓውዲ ኢንተርነት .it
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +39
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ITA ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን