ኣፍሪቃ

ክፍሊ ዓለም

ኣፍሪቃ ድሕሪ ኤስያኣመሪካን፣ ሳልሰይቲ ዝዓበየት ክፍለ ዓለም እያ።

ኣፍሪቃ
ዜግነት ህዝቢ፦ ኣፍሪቃዊ/ -ት
ኤስያኣንታርክቲካኤውሮጳኣመሪካኦሽያንያኣመሪካግብጺቱኒዝያሊብያኣልጀርያሞሮኮማውሪታንያሰነጋልጋምብያጊኒ-ቢሳውጊኒሴራ ልዮንላይበርያኣይቮሪ ኮስትጋናቶጎበኒንናይጀርያኢኳቶርያል ጊኒካሜሩንጋቦንሪፓብሊክ ኮንጎኣንጎላደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎናሚብያደቡብ ኣፍሪቃሌሶቶስዋዚላንድሞዛምቢክታንዛንያኬንያሶማልያጅቡቲኤርትራሱዳንሩዋንዳኡጋንዳቡሩንዲዛምብያማላዊዚምባብዌቦትስዋናኢትዮጵያደቡብ ሱዳንሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃጫድኒጀርማሊቡርኪና ፋሶማዳጋስካር
ስፍሓት 30,370,000 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 1,359,665,300[1] ተቐመጥቲ
• ጻዕቂ 36.4 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ.
ሃገራት
ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት
ዞባዊ ቋንቋታት ዝርዝር ቋንቋታት
ዞባ ግዜ UTC-1 ክሳዕ UTC+4
ዞባዊ ውድባት ኣፍሪቃዊ ሕብረት
ምስሊ ሳተላይት

ዝርዝር ሃገራትን ግዝኣታትን ኣመዓራርይ

ልኡላውያን ሃገራት ኣመዓራርይ

 
ኣፍሪቃ ኣብ ካርታ ዓለም
ባንዴራ ኣርማ ስም/ወግዓዊ ስም ተመስሪታ ስፍሓት
(ትርብዒት ኪ.ሜ.)
ብዝሒ ህዝቢ ተቐማጥቲ
ትርብዒት ኪ.ሜ.
ርእሰ ከተማ ወግዓዊ
ቋንቋ(ታት)
1     ሊብያ
ሃገረ ሊብያ
1947 1,759,540 6,541,948 3,1 ትሪፖሊ ዓረብኛ/በርበር
2     ላይበርያ
ሪፓብሊክ ላይበርያ
1847 111,369 4,299,944 39 ሞንሮቭያ እንግሊዝኛ
3     ሌሶቶ
ንግስነት ሌሶቶ
1966 301355 1,953,070 73 ማሰሩ እንግሊዝኛ/ሴሶቶ
4     ማሊ
ሪፓብሊክ ማሊ
1960 1,240,192 17,467,108 14 ባማኮ ፈረንሳይኛ
5     ማላዊ
ሪፓብሊክ ማላዊ
1964 118,484 18,570,321 117,5 ሊሎንግወ እንግሊዝኛ/ቺቸዋ
6     ማውሪሸስ
ሪፓብሊክ ማውሪሸስ
1968 2040 1,348,242 652,5 ፖርት ልዊስ ማውሪሸሳዊ ክርዮል (ብተግባር)
7     ማውሪታንያ
እስላማዊት ሪፓብሊክ ማውሪታንያ
1960 1,030,700 3,677,293 3,2 ንዋክሾት ዓረብኛ/ፈረንሳይኛ
8     ማዳጋስካር
ሪፓብሊክ ማዳጋስካር
1960 587,041 24,430,325 31 ኣንታናናሪቮ ማላጋስኛ/ፈረንሳይኛ
9     ሞሮኮ
ንግስነት ሞሮኮ
1956 446,550 33,655,786 73,1 ራባት ዓረብኛ/በርበር
10     ሞዛምቢክ
ሪፓብሊክ ሞዛምቢክ
1975 799,380 25,930,150 24,2 ማፑቶ ፖርቱጊዝኛ
11     ሩዋንዳ
ሪፓብሊክ ሩዋንዳ
1962 26,338 12,988,423 419,8 ኪጋሊ ኪኛሩዋንዳ/ፈረንሳይኛ/
እንግሊዝኛ
12     ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ 1960 622,984 5,507,257 5,8 ባንጊ ሳንጎ/ፈረንሳይኛ
13     ሪፓብሊክ ኮንጎ 1960 342,000 4,852,412 10,5 ብራዛቪል ፈረንሳይኛ
14     ሰነጋል
ሪፓብሊክ ሰነጋል
1960 196,722 14,320,055 63,7 ዳካር ፈረንሳይኛ
15     ሱዳን
ሪፓብሊክ ሱዳን
1956 1,861,484 36,729,501 17,7 ካርቱም ዓረብኛ/እንግሊዝኛ
16     ሲሸልስ
ሪፓብሊክ ሲሸልስ
1976 455 93,186 180 ቪክቶርያ ሲሸልሳዊ ክርዮል/ፈረንሳይኛ/
እንግሊዝኛ
17     ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን
ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን
1975 964 197,541 170 ሳኦ ቶመ ፖርቱጊዝኛ
18     ሴራ ልዮን
ሪፓብሊክ ሴራ ልዮን
1961 71,740 6,018,888 82 ፍሪታውን እንግሊዝኛ
19     ስዋዚላንድ
ንግስነት ስዋዚላንድ
1968 17,364 1,451,428 58,6 ምባባነ ስዋዚ/እንግሊዝኛ
20     ሶማልያ
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ
1960 637,657 10,817,354 13 ሞቓድሾ ሶማልኛ/ዓረብኛ
21     በኒን
ሪፓብሊክ በኒን
1960 112,622 10,741,458 94,8 ፖርቶ ኖቮ ፈረንሳይኛ
22     ቡርኪና ፋሶ 1960 274,200 19,512,533 64,1 ዋጋዱጉ ፈረንሳይኛ
23     ብሩንዲ
ሪፓብሊክ ብሩንዲ
1962 110,910 11,099,298 388,6 ጊተጋ ኪሩንዲ/ፈረንሳይኛ
24     ቦትስዋና
ሪፓብሊክ ቦትስዋና
1966 581,730 2,209,208 2.7 ጋቦሮነ ጽዋና/እንግሊዝኛ
25     ቱኒዝያ
ሪፓብሊክ ቱኒዝያ
1956 163,610 11,134,588 61 ቱኒስ ዓረብኛ
26     ታንዛንያ
ሕቡር ሪፓብሊክ ታንዛንያ
1964 947,300 52,482,726 39 ዶዶማ ስዋሂሊ/እንግሊዝኛ
27     ቶጎ
ቶጎኣዊት ሪፓብሊክ
1960 56,785 7,756,937 93 ሎመ ፈረንሳይኛ
28     ኒጀር
ሪፓብሊክ ኒጀር
1960 1,267,000 18,638,600 8.4 ንያመይ ፈረንሳይኛ
29     ናሚብያ
ሪፓብሊክ ናሚብያ
1960 824,292 2,436,469 2,5 ዊንድሆክ እንግሊዝኛ
30     ናይጀርያ
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ናይጀርያ
1960 923,768 186,053,386 201,3 ኣቡጃ እንግሊዝኛ
31     ኡጋንዳ
ሪፓብሊክ ኡጋንዳ
1962 241,038 38,319,241 144 ካምፓላ እንግሊዝኛ/ስዋሂሊ
32     ኢትዮጵያ
ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ
980 ቅ.ክ. 1,104,300 102,374,044 81,5 ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ
33     ኢኳቶርያል ጊኒ
ሪፓብሊክ ኢኳቶርያል ጊኒ
1968 28,051 759,451 43,5 ማላቦ ስጳንኛ/ፈረንሳይኛ/
ፖርቱጊዝኛ
34   ኣልጀርያ
ህዝባዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኣልጀርያ
1962 2,381,741 40,263,711 14,6 ኣልጀርስ ዓረብኛ/በርበር
35     ኣንጎላ
ሪፓብሊክ ኣንጎላ
1975 1,246,702 20,172,332 19,4 ሉዋንዳ ፖርቱጊዝኛ
36     ኣይቮሪ ኮስት
ሪፓብሊክ ኣይቮሪ ኮስት
1960 322,463 23,740,424 70.8 ያሙሱክሮ ፈረንሳይኛ
37     ኤርትራ
ሃገረ ኤርትራ
1993 117,600 5,869,869 37 ኣስመራ ትግርኛ/ዓረብኛ
38     ካሜሩን
ሪፓብሊክ ካሜሩን
1960 475,440 24,360,803 34 ያውንደ ፈረንሳይኛ/እንግሊዝኛ
39     ኬንያ
ሪፓብሊክ ኬንያ
1963 580,367 46,790,758 53 ናይሮቢ ስዋሂሊ/እንግሊዝኛ
40     ኬፕ ቨርደ
ሪፓብሊክ ኬፕ ቨርደ
1975 4033 553,432 101 ፕራያ ፖርቱጊዝኛ
41     ኮሞሮስ
ሕብረት ኮሞሮስ
1975 2235 794,678 324 ሞሮኒ ኮሞርኛ/ዓረብኛ/
ፈረንሳይኛ
42     ዚምባብዌ
ሪፓብሊክ ዚምባብዌ
1980 390,757 14,546,961 32 ሃራረ እንግሊዝኛ/ሾና
43     ዛምብያ
ሪፓብሊክ ዛምብያ
1964 752,618 15,510,711 17,2 ሉሳካ እንግሊዝኛ
44     ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ 1960 2,344,858 81,331,050 30.5 ኪንሻሳ ፈረንሳይኛ
45     ደቡብ ሱዳን
ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን
2011 644,329 12,530,717 13,3 ጁባ እንግሊዝኛ
46     ደቡብ ኣፍሪቃ
ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ
1931 1,219,090 54,300,704 40.4 ፕረቶርያ
ኬፕ ታውን
ብሉምፎንታይን
ኣፍሪካንስ/እንግሊዝኛ/
ቋንቋታት ደቡብ ኣፍሪቃ
47     ጅቡቲ
ሪፓብሊክ ጅቡቲ
1977 23,200 846,687 37,6 ከተማ ጅቡቲ ፈረንሳይኛ/ዓረብኛ
48     ጊኒ
ሪፓብሊክ ጊኒ
1958 245,857 12,093,349 38,5 ኮናክሪ ፈረንሳይኛ
49     ጊኒ-ቢሳው
ሪፓብሊክ ጊኒ-ቢሳው
1974 36,125 1,759,159 50 ቢሳው ፖርቱጊዝኛ
50     ጋምብያ
ሪፓብሊክ ጋምብያ
1965 11,300 2,009,648 132 ባንጁል እንግሊዝኛ
51     ጋቦን
ጋቦናዊት ሪፓብሊክ
1960 267,667 1,738,541 6 ሊብረቪል ፈረንሳይኛ
52     ጋና
ሪፓብሊክ ጋና
1957 238,533 26,908,262 102 ኣክራ እንግሊዝኛ
53     ግብጺ
ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ
1922 1,001,450 94,666,993 87.9 ካይሮ ዓረብኛ
54     ጫድ
ሪፓብሊክ ጫድ
1960 1,284,000 11,852,462 8,7 ንጃመና ዓረብኛ/ፈረንሳይኛ
ጠቕላላ 45,435,700 1,187,009,422 2,61

መወከሲታት ኣመዓራርይ

  1. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).