ኮሎምብያ
ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ኮሎምብያ (ብስጳንኛ፦ Colombia)፣ ወግዓዊት ሪፓብሊክ ኮሎምብያ (ብስጳንኛ፦ República de Colombia)፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ምስ ባሕሪ ካሪበያ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ቦጎታ እያ።
ኮሎምብያ | ||||
---|---|---|---|---|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Libertad y orden | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ ¡Oh Gloria Inmarcesible! | ||||
ርእሰ ከተማ |
ቦጎታ 4°36′35″ሰ 74°04′54″ምዕ / 4.60971, -74.08175 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኮሎምብያዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ጉባኤ ሪፓብሊክ ኮሎምብያ | |||
ናጽነት • ምእዋጅ • ምቕባል |
ካብ ስጳኛ 20 ሓምለ 1810 (213 ዓመታት) 7 ነሓሰ 1819 (204 ዓመታት) | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 1,141,748 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 8.8 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2021) | 51,049,498 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ፔሶ ($) (COP) | |||
ዞባ ግዜ | UTC –5 | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .co | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +57 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | COL | |||