Warszawa ዋርሳው
ባንዴራ ኣርማ
ሃገር ፖላንድ
ተቀመጥቲ 1 726 581
ስፍሓት ሃገር 517 km²
መስመር UTC +1

UTC +2
ዋርሳው ኣብ ካርታ ናይ ፖላንድ

ዋርሳው (ፖሊሽWarszawa) ርእሲ ከተማ ናይ ፖላንድ እያ። ኣስታት 1.800.000 ሚልዮን ዝኾኑ

\ ሰት ድማ ይቅመጥዋ። ሓንቲ ካብተን ዝዓበየት ከተማ ናይ ፖላንድ ድማ እያ።