ጀርመን

ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር

ጀርመን (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.ኣደማምጻ፦ /ዶችላንድ/ ( ስማዕ))፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. ኣደማምጻ፦ /ቡንደስረፑብሊክ ዶችላንድ/ ( ስማዕ))፣ ኣብ ማእከላይ ሰሜናዊ ኤውሮጳ እትርከብ ብሰሜን ብወገን ምስ፣ ደንማርክ፣ ብወገን ምብራቕ ምስ ፖላንድ፣ ብምብራቕ ምስ ሪፓብሊክ ቸክ፣ ብደቡባዊ ምስ ኣውስትርያስዊዘርላንድ ብምዕራብ ምስ ፈረንሳበልጅዩምሉክሰምበርግን፤ ከምኡውን ኔዘርላንድ እትዳውብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማበርሊን እያ።

ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን
Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.
ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖEinigkeit und Recht und Freiheit
(ብጀርመንኛ፦ «ሓድነትን ፍትሕን ናጽነትን»)
ሃገራዊ መዝሙርDas Lied der Deutschen
(ብጀርመንኛ፦ «ደርፊ ጀርመናውያን»)

ርእሰ ከተማ በርሊን
50°44′02″ሰ 7°05′59″ምብ / 50.733888888889, 7.0997222222222 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ጀርመንኛ
ዜግነት ህዝቢ ጀርመናዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ፍራንክ-ቫልተር ሽታይንማየር
 • ቻንስለር ኦላፍ ሾልዝ
ሓጋጊ ኣካል Bundesrat
German Bundestag ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 357,022 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 1.27
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 80,159,662 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዩሮ (€)
ዞባ ግዜ CET (UTC +1)
ኮድ ኣይሶ 276 / DEU / DE
ዓውዲ ኢንተርነት .de
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +49
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ GER ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ሕጊ ኣመዓራርይ

ጀርመን ብኣዝዩ ጸቡቕ ኣካያይዳ ዘለዎ፣ ንናእሽቱ መንእሰያት ኣብ ስራሕ ትምህርቶም ከድህቡ ዝጸቅጥ ተረርቲ ሕግታት ኣለዋ። ኣብ ጀርመን ሓደ ትሕቲ 18 ዓመት ከም መኪና፣ ኣሰንበድቲ ፊልምታት ወልፍታት ሽጋራ ናይ ሓንቲ ስድራ ምስካም`ውን ንትሕቲ ዕድመ ህጻናት ኣይፍቀድን እዩ.