ማሪኦ (ገጸ ባህርይ ጸወታ ቪድዮ)

ማሪኦ (ጃፓንኛ: マリオ፣ እንግሊዝኛ: Mario) ናይ ቪድዮ ጸወታ ገጸ ባህርን ማስኮትን ናይ ጃፓናዊ ኩባንያ ኒንቴንዶ እዩ።