ዊኪፐድያ ብትግርኛ ኣብ 29 ለካቲት 2004 ተጀመረ።
ንዕለት ዝተሓርየ ጽሑፍ
ጉግል
ጉግል ሓ.ዝ.ኩ (ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ኩባንያ) (ብእንግሊዝኛ፦ Google LLC)፣ ናይ ኣመሪካ ሕብረ-ሃገራዊ ኣልፋበት ዋና ህዝባዊ ኩባንያ እዩ። ናይ ንሱ ምውሕላል ካብ ኢንተርነት፣ ሶፍትዌር፣ ኤለክትሮናዊ መሳርሒታትን ካልኦት ተክኖሎጂታትን ዝተራኪቦም ምህርትታትን ኣገልግሎታትን እዩ። ናይ ጉግል ዋና ምህርቲ ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ መድለይ ማሺን እዩ፣ ምንም እንቋዕ ከም ጉግል ድራይቭ (Google Drive) ናይ ቤት-ጽሕፈት ኣቕሑ ናውቲ፣ ኢሜይል ጂሜይል (Gmail) ተባሂሉ፣ ጉግል ካርታታት (Google Maps)፣ ጉግል ኤርዝ (Google Earth)፣ ናይ ዩቱብ (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታ ድማ ከም ጉግል መጻሕፍቲ (Google Books)፣ ጉግል ዜናን (Google News) ጉግል ትርጉምን (Google Translate) ከም ካልኦት ምህርትታትን ኣገልግሎታትን ዝህብ እንተኾነ'ውን።
ዝርዝር ፖርታላት (መደባት)
ናይ ዊኪሜድያ ምምስራት ካልኦት ፕሮጀክታት
ዊኪፐድያ ካብ ዊኪሜድያ ፕሮጀክታት ውሽጢ ሓደ እዩ፣ ብዊኪሜድያ ምምስራት (Wikimedia Foundation) ዝመሓደር።
ዊኪሜድያ ኮመንዝ ምስሊታትን ሕብረ-ሜድያዊን
|
ዊኪ-መዝገበ-ቃላት ናጻ መዝገበ-ቃላት
| |||
ዊኪዳታ ናጻ መዋፈሪ ሓበሬታ
|
ዊኪመጻሕፍቲ ናጻ መምሃሪ መጻሕፍቲን ማኑዋላትን
| |||
ዊኪዜና ናጻ ትሕዝቶ ዜናታት
|
ዊኪኰውት ዝጥቕሲ ጥቕስታት ምእካብ
| |||
ዊኪሶርስ ናጻ ቤተ-መጻሕፍቲ
|
ዊኪጅር ናይ ኩሎም ዓይነታት ህያው ፍጥረታት መምርሒ
| |||
ዊኪቨርሲቲ ሃብቲታት መምርሒ
|
ዊኪጉዕዞታት ሓባሪ ጉዕዞ
| |||
![]() |