ኣመሪካ

ናይ ሰሜን ኣመሪካ ሃገር
እዚ ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር እዩ። ብዛዕባ ኣህጉራት ንተረድአ፣ ሰሜን ኣመሪካ ወይ ደቡብ ኣመሪካ ኣንብብ።


ሕቡራት መንግስታት (ሕ.መ)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States) (US)፣ ወግዓዊ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (ሕ.መ.ኣ)፣ (United States of America) (USA)፣ ወይ ብቐሊል ኣመሪካ (America)፣ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እዩ። ርእሲ ከተማ ዋሺንግተን ዲ.ሲ ኢያ።

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ
United States of America

ኣመሪካ ባንዴራ ኣመሪካ አርማ
ባንዴራ አርማ
ሃገራዊ መዝሙር፦  The Star-Spangled Banner

ኣመሪካቦታ
ርእሲ ከተማ ዋሺንግተን ዲ.ሲ
ወግዓዊ ቋንቋ እንግሊዝኛ
ናይ ሰባት ዜግነት ኣመሪካዊ/ት
መንግስቲ
ፕረሲደንት
ፕረዚደንታዊ ሪፓብሊክ
ዶናልድ ትራምፕ
መሬት ሰፊሕ
ጠቕላላ (ካሬ ኪ.ሜ.)
 
9,631,418 (3)
ብዝሒ ህዝቢ
2020 ግምት
 
332,639,102
ገንዘብ ዶላር ($)
ሰዓት ዞባ UTC -5 ክሳብ -10
ስራሕ ኮድ +1
ናይ ኢንተርነት ግዝኣት .us
.gov
.mil
.edu