ምይይጥ ማዕጾ:ስነ ጥበብን ባህልን

ሰላም፡ ክቡራት ኣዳለውቲ እዚ ዓምዲ እ።ዚ ኣብዚ ናይ ጥበብ መኣዲ ወይ ኣብ ካልኦት ክፍልታታ ንምስታፍ፡ ክንክተሎ ዘሎና ኣገባብን ብከመይ መንገዲ ጽሑፋትና ከነበርክት ንክእልን ዝድህስስ ኣገባብ ንጹር ኮይኑ ኣይረከብክዎን እሞ ገለ ተትብሉኒ፧

ናብ ገጽ «ስነ ጥበብን ባህልን» ተመለስ።