ሮቤል ተኽለሚካኤል

ሮቤል ተኽለሚካኤል ባህታ (ተወሊዱ 11 ሓምለ 2000) ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮይኑ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ክለብ ኢትዮጵያ ቡና ከም ተኸላኻላይ ዝጻወትን ሓለቓ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን እዩ።