ሺንዞ ኣቢ ብ8 ሓምለ 2022 ኣብ ጃፓን እተፈጸመ ናይ ቅትለት ጕዳይ ኢዩ ነይሩ ።ቀዳማይ ሚኒስተር ጃፓን ነበር ሺንዞ ኣቢ ብሓደ ወዲ 41 ዓመት ሰብኣይ ተረሸነ።