ባንዴራ ማለት, ብዝተፈላለየ ሕብርታት ኣብ ጨርቂ ዝተሳእለ እዩ. መብዛሕትኡ ግዜ ድማ, መልእኽቲ ዘለዎ እዩ.