ከሚካል ሪኣክሽን ኣመዓራርይ

ክልተ ዓይነታተ ከሚካል ሪኣክሽን ኣለዉ ። ኣመዓራርይ

ኤክሶተርም ሪኣክሽን ኣመዓራርይ

ኤክሶተርም ሪኣክሽን ዝብሃል ከም ወጥጽኢት ናይ'ቲ ሪኣክሽን ጽዓት ዝህብ እዩ ።

ኤንዶተርም ሪኣክሽን ኣመዓራርይ

ኤንዶተርም ሪኣክሽን ዝብሃል ድማ ሪኣክሽን ንኽካየድ ጽዓት ዝደሊ እዩ ።