ውድብ ጥዕና ዓለም

ውሕልነታዊ ኤጀንሲ ሕቡራት ሃገራት

ውድብ ጥዕና ዓለም (ው.ጥ.ዓ.) ወይ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና (ብእንግሊዝኛWorld Health OrganizationWHO)፣ ንዓለምለኻዊ ናይ ህዝባዊ ጥዕና ሓላፍነት ዘሎ ናይ'ቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ው.ሕ.ሃ.) ውሕልነታዊ ኤጀንሲ እዩ።

ውድብ ጥዕና ዓለም
Flag of WHO.svg
ባንዴራ ው.ጥ.ዓ.
WHO logo.svg
World Health Organisation headquarters, Geneva, north and west sides.jpg
ዓለማዊ ዋና መኣዘዚ ቦታ - ጀኔቫ፣ ስዊዘርላንድ
ዓይነት ውሕልነታዊ ኤጀንሲ ሕቡራት ሃገራት
ኢንዱስትሪ international governmental or non-governmental organizations
human health activities
መሰረት 7 ሚያዝያ 1948 (74 ዓመታት)
ዋና ቤት ጽሕፈት ጀኔቫ (ስዊዘርላንድ)
ሰራሕተኛታት 7000
መስተማእዛኒታት 46°13′58″ሰ 6°08′04″ምብ / 46.23276, 6.13435
መርበብ ሓበሬታ www.who.int