ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»

Content deleted Content added
Blanked the page
መፈለጥታታትBlanking Reverted
ንእ Reverted edits by 2605:6440:1003:0:0:0:0:1C3C (talk) to last revision by Praxidicae
መፈለጥታተመለስ
መስመር 1፦
{{መዋቕር-ሃገር}}
{{ሃገር ሓበሬታ
| ወግዓዊ_ሽም = ሃገረ ኤርትራ
| ሕብረት = ናይ [[ኣፍሪቃዊ ሕብረት]]
| ልዕለሕብረት = ኣባል ሃገር
| ምስሊ_ባንዴራ = Flag of Eritrea.svg
| ምስሊ_ኣርማ = Coat of arms of Eritrea (or-argent-azur).svg
| ሃገራዊ_ጭርሖ = ዓወት ንሓፋሽ
| ሃገራዊ_መዝሙር = [[ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ]]

| ሃገራዊ_መዝሙር_ፋይል = National Anthem of Eritrea by US Navy Band.ogg
| ምስሊ_ካርታ = Eritrea (Africa orthographic projection).svg
| ርእሲ_ከተማ = [[ኣስመራ]] [[ፋይል:AsmaraMunicipality.jpg|right|20px]]
| ወግዓዊ_ቋንቋ = ዋላ'ኳ<ref>https://web.archive.org/web/20110503234856/http://www.shaebia.org/constitution.html#CHAP1_</ref> (''ናይ ስራሕ ቋንቋታት ርኣይ'')
| ሃገራዊ_ቋንቋታት = [[ቋንቋ ትግርኛ|ትግርኛ]]
[[ቋንቋ ቤጃ|ቤጃ]]
[[ቋንቋ ትግረ|ትግረ]]
[[ቋንቋ ኩናማ|ኩናማ]]
[[ቋንቋ ሳሆ|ሳሆ]]
[[ቋንቋ ብሊን|ብሊን]]
[[ቋንቋ ናራ|ናራ]]
[[ቋንቋ ዓፋር|ዓፋር]]
| ቋንቋታት_ስራሕ = [[ቋንቋ ትግርኛ|ትግርኛ]]
[[ቋንቋ ዓረብኛ|ዓረብኛ]]
[[ቋንቋ እንግሊዝኛ|እንግሊዝኛ]]<ref>http://www.shabait.com/about-eritrea/eritrea-at-a-glance/49-eritrea-at-a-glance</ref>
| ካልእ_ቋንቋ = [[ቋንቋ ኢጣልያንኛ|ኢጣልያንኛ]]
| ዓይነት_መንግስቲ = ኣሃዱኣዊ ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ሰልፊ ፕረዚደንታዊት [[ሪፓብሊክ]]
| ኣርእስቲ_መራሒ1 = [[ፕረዚደንት]]
| ሽም_መራሒ1 = [[ኢሳይያስ ኣፈወርቂ]]
| ሓጋጊ_ኣካል = ሃገራዊ ባይቶ
| መሰረት = [[ኤርትራ ኲናት ናይ ናጽነት|ናጽነት]]
| ምዕራፋት_መሰረት =  • [[ብተግባር]]
• [[ብሕጊ]]
| ዕለታት_መሰረት = ካብ [[ኢትዮጵያ]]
24 ግንቦት 1991
24 ግንቦት 1993
| ናይ_ሰባት_ዜግነት = ኤርትራዊ/ -ት
| ሰፊሕ_መሬት = 117600
| ሰፊሕ_መሬት_ቦታ = 99
| ሰፊሕ_ማይ = 0,14
| ብዝሒ_ህዝቢ = 6081196
| ብዝሒ_ህዝቢ_ዓመት = 2020
| ባጤራ = [[ናቅፋ (ባጤራ)|ናቅፋ]]
| ናይ_ግዜ_ዞባ = UTC +3
| ናይ_ኢንተርነት_ዓውዲ = .er
| ተለፎናዊ_ኮድ = +291

'''ኤርትራ'''፣ ወግዓዊ '''ሃገረ ኤርትራ'''፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ ([[ቀርኒ ኣፍሪቃ]]) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ [[ሱዳን]]፣ ብሰሜን-ምብራቅ ምስ [[ቀይሕ ኣደባባይ|ቀይሕ ባሕሪ]]፣ ብደቡብ ምስ [[ኢትዮጵያ]]፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ [[ጂቡቲ]] ትዳወብ።

[[ርእሲ ከተማ]] ናይ ኤርትራ [[ኣስመራ]] ትበሃል።
ኣብ [[ዞባ ማእከል]] ድማ ትርከብ።

ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።

[[ባጤራ]] ናይ ኤርትራ ድማ [[ናቅፋ (ባጤራ)]]ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ [[ትግርኛ]] ይዝረብ።

ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት [[ሃይማኖት]] ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ [[ኣስላም]]ን [[ክርስትና]]ን እየን።

==መወከሲታት==
<references />

[[መደብ:ኤርትራ]]
[[መደብ:ሃገራት ኣፍሪቃ]]
[[መደብ:ናይ ሃገራት መዋቕራት]]