ኣፕያ ርእሲ ከተማ ናይ ሃንቲ ካብተን ኦስያን ደሴት ግሩብ ሃገረ ሳሞአ አያ። እቶም ሰባት ኣብኡ ቋንቋ እንግሊዝኛሳሞአኛን ይዛረቡ። ኣፕያ ሓንቲ ንእሽቶይ ከተማ ኮይና ኣስታት 38.800 ሰባት ድማ ይቕመጥዋ (2001)። ናይ ሳሞአ ሓንቲ ከተማ ብማይ ዝተከበበት ድማ እያ።

ኣፕያ
ቦታ ኣብ ሳሞአ
ኣገደስቲ ነገራት
ሃገር ሳሞአ
ሕንጻጽ ኣብ ናይ ወረቀት

ዓለም

13° 50′ ZB, 171° 50′ WL
ሓባር
Oppervlakte|ዕቤት 51.8 km²
ተቀመጥቲ (2006) 37.708

(6.534,27 ተቀ./km²)
ስእልታት
ማይ ኣብ ኣፕያ

ክዑሶ እግሪ ናይ ሳሞአ ኣብ ሳሞአ አጽወት። እቲ ጸወታታት ድማ ኣብ ናይ ሳሞአ ዓቢ ክዑሶ እግሪ ዳ ይጽወት።.

ስእልታት ኣመዓራርይ