ውድብ ጥዕና ዓለም

ውሕልነታዊ ኤጀንሲ ሕቡራት ሃገራት
(ካብ World Health Organization ተሰጋጊሩ)

ውድብ ጥዕና ዓለም (ው.ጥ.ዓ.) ወይ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.WHO)፣ ንዓለምለኻዊ ናይ ህዝባዊ ጥዕና ሓላፍነት ዘሎ ናይ'ቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ው.ሕ.ሃ.) ውሕልነታዊ ኤጀንሲ እዩ።

ውድብ ጥዕና ዓለም

ባንዴራ ው.ጥ.ዓ.

ዓለማዊ ዋና መኣዘዚ ቦታ - ጀኔቫ፣ ስዊዘርላንድ
ዓይነት ውሕልነታዊ ኤጀንሲ ሕቡራት ሃገራት
ኢንዱስትሪ international governmental or non-governmental organizations
human health activities
መሰረት 7 ሚያዝያ 1948 (76 ዓመታት)
ዋና ቤት ጽሕፈት ጀኔቫ (Canton of Geneva፣ ስዊዘርላንድ)
ሰራሕተኛታት 7000
መስተማእዛኒታት 46°14′01″ሰ 6°08′03″ምብ / 46.23353502786, 6.1341992557218
መርበብ ሓበሬታ www.who.int