ሜክሲኮ

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
(ካብ መክሲኮ ተሰጋጊሩ)

ሜክሲኮ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.ኣደማምጻ፦ /ሜሂኮ/ ( ስማዕ))፣ ወግዓዊ ሕቡራት መንግስታት ሜክሲኮ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.ኣደማምጻ፦ /ኤስታዶስ ኡኒዶስ ሜሂካኖስ/)፣ ኣብ ደቡባዊ ሰሜን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ክፋል እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማ ከተማ ሜክሲኮ እያ።

ሜክሲኮ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖLa Patria Es Primero
ሃገራዊ መዝሙርHimno Nacional Mexicano

ርእሰ ከተማ ከተማ ሜክሲኮ

19°25′10″ሰ 99°08′44″ምዕ / 19.419444444444, -99.145555555556 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ሜክሲካዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
ሓጋጊ ኣካል ጉባኤ ሕብረት ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ምእዋጅ

 • ምቕባል
ካብ ስጳኛ
16 መስከረም 1810 (213 ዓመታት)
28 ታሕሳስ 1836 (187 ዓመታት)
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 1,972,550 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 2.5
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 128,649,565 ተቐመጥቲ
ባጤራ ፔሶ
ዞባ ግዜ UTC –8 ክሳብ UTC -5
ዓውዲ ኢንተርነት .mx
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +52
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ MEX ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን