ማክዶናልድስ

ኣብ ቅልጡፍ መግቢ ዝነጥፍ ኣመሪካዊ ሰንሰለት ኣብያተ መግቢ

ማክዶናልድስ (ብእንግሊዝኛ፦ McDonald's)፣ ኣብ ቺካጎኢሊኖይ ዋና ቤት ጽሕፈቱ ዘለዎ ኣመሪካዊ ሰንሰለት ኣብያተ መግቢ ቅልጡፍ መግቢ እዩ። ቀንዲ ፍርያቱ ድማ ሃምበርገራትቅልዋ ድንሽ፣ ዝርዝር መግቢ ቁርስልስሉስ መስተታትን እዮም። ኣብ መዓልቲ ንኣስታት 68 ሚልዮን ዓማዊል የገልግል፣ ኣብ ልዕሊ 36 ሽሕ ትካላት ኣብ 118 ግዝኣታትን ሃገራትን ዓለም።

ማክዶናልድስ
ማክዶናልድስ ኮርፖሬሽን (McDonald's Corporation)
ዓይነት ህዝባዊ ኩባንያ
ኢንዱስትሪ ቅልጡፍ መግቢ
መሰረት 15 ግንቦት 1940 (83 ዓመታት) ኣብ ሳን በርናርዲኖካሊፎርንያ
ማክዶናልድስ ኮርፖሬሽን፣ 1955 ኣብ ደስ ፕሌይንስኢሊኖይ
መስራቲ
ዋና ቤት ጽሕፈት ባንዴራ ኣመሪካ ቺካጎኢሊኖይኣመሪካ
ቦታ ስራሕ ዓለምለኻዊ
ዋና ፈጻሚ ስራሕ ክሪስ ኬምፕዚንስኪ
ፍርያት ሃምበርገራትቅልዋ ድንሽናጌት ደርሆ
እቶት 23.223 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ
ወናኒ The Vanguard Group፣ BlackRock ከምኡ’ውን State Street Corporation
ሰራሕተኛታት +420,000 (2016)
መስተማእዛኒታት 41°50′06″ሰ 87°56′40″ምዕ / 41.835, -87.944444444444
መርበብ ሓበሬታ www.mcdonalds.com