ሳሞአ
(ካብ ምይይጥ ሞደል:ሳሞአ ተሰጋጊሩ)
ሳሞአ, ናይ ርፑብሊክ ኣብ ፖሊነይስ ኢያ። ኣብ ኦስያን ድማ ትርከብ። ደሴት ጥራይ ስለ ዝኾነት ድማ፣ ብማይ ጥራይ ተብኢባ ትርከብ። ኣብ ሳሞአ ልዕሊ 200.000 ሰባት ይቅመጥዋ። ኣብ ሳሞአ ቋንቋ ሳሞአኛ ይዛረቡ። ርእሲ ከተማ ናይ ሳሞአ ኣፕያ ትብሃል። ታላ ዝብሃል ባጤራ ድማ ይጥቀሙ። 99,7% ካብ ቶም ሰባት ድማ ክርስትና ሃይማኖት ኣለዎም።
ሃገረ ሳሞአ
Malo Sa'oloto Tuto'atasi Samoa | |||||
| |||||
ኣገደስቲ ሓቤሬታት | |||||
ቋንቋ ሃገር | ሳሞአኛ፣ እንግሊዝኛ | ||||
ርእሲ ከተማ | ኣፕያ | ||||
ሃይማኖት | 99.7% ክርስትና | ||||
ጽፍሓት | 2.842[2] | ||||
ተቀመጥቲ | 200.108 (2017) | ||||
ኮዳት | |||||
ባጤራ | ታላ | ||||
ሃገራዊ ፌስታ | 1 ሰነ | ||||
Web | Code | Tel. | .ws | WSM | 685 | ||||
ብዛዕባ | |||||
| |||||
ሳሞአ ኣብ 1962 ካብ ኒው ዘይላንድ ነጻ ኮይና። ኣብዚ ግዜ ግን ሳሞአ ጠቅላላ ናጻ ኢያ።
ታሪኽ
ኣመዓራርይሳሞአ ኣብ 1962 ካብ ኒው ዘይላንድ ነጻ ኮይና። ኣብዚ ግዜ ግን ሳሞአ ጠቅላላ ናጻ ኢያ።
ዴሞግራፊ
ኣመዓራርይኣብዛ ሰእሊ ብቁሩብ ናይ ሳሞአ ሰባት ምስሊ ትርኢ።
ሃይማኖት
ኣመዓራርይኣብ ሳሞአ ኣስታት 98% ናይ ቶም ህዝቢ ክርስትና ሃይማኖ ትኣለዎም።
ጂዮግራፊ
ኣመዓራርይስፖርት
ኣመዓራርይፍሉጥ ሃገራዊ ስፖርት ናይ ሳሞአ ሩግብይ ኢዩ። ሳሞአ ዋላ'ኳ ንኡሽቶይ ሃር ከላ፣ ሩግብይ ግን ብዝለዓለ ነጥብታት ኢያ ትጽወት። እታ ሃገር ኩሉ ግዜ ኣብ ቶፕ 20 ካብተን ዓለምወረት ናይ ሩግብይ ፍልጥቲ ኢያ። ከምኡ ውን ኣብ ናይ ዓለም ቻምፕዮን ስዒራ ትርከብ።