ብራዚል
ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ብራዚል (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ብራዚል (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ምብራቓዊ ፍርቂ ኣህጉርን ገለ ጉጅለታት ንኣሽቱ ደሴታት ኣብ ኣትላንቲክ ውቅያኖስን ዝሓቖፈት ኣብ ደቡብ ኣመሪካ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ብራዚልያ፣ ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋ ከተማኣ ድማ ሳኦ ፓውሎ እያ። ኣብ ኣመሪካ ሳልሰይቲ ዝዓበየት ሃገር እያ። ልዕሊ 8.5 ሚልዮን ትርብዒት ኪ.ሜ. ዝግመት ስፍሓት ዘለዋ ኮይና፣ ብጠቕላላ ስፍሓት (ማዕረ 50% መሬት ደቡብ ኣመሪካ) ኣብ ዓለም ሓሙሻይ ዝዓበየት ሃገር እያ።
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ብራዚል Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.) | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Ordem e progresso (ብፖርቱጊዝኛ፦ «ስርዓትን ምዕባለን») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Hino Nacional Brasileiro (ብፖርቱጊዝኛ፦ «ብራዚላዊ ሃገራዊ መዝሙር») | ||||
ርእሰ ከተማ |
ብራዚልያ 22°54′40″ደ 43°12′20″ምዕ / -22.911111111111, -43.205555555556 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ፖርቱጊዝኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ብራዚላዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ልዊዝ ኢናስዮ ሉላ ዳ ሲልቫ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ሃገራዊ ጉባኤ ብራዚል | |||
ናጽነት • ምእዋጅ • ምቕባል |
ካብ ፖርቱጋል 7 መስከረም 1822 29 ነሓሰ 1825 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 8,515,767 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0,65 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2023) | 218,689,757 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ |
ብራዚላዊ ረያል (R$፣ BRL ) | |||
ዞባ ግዜ | UTC -5 ክሳብ -2 | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .br | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +55 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | BRA | |||