ተሰነይ ኣብ ምዕራብ ኤርትራ እትርከብ ከተማ እያ።

ብዝሒ ህዝቢ ተሰነይ 4,815 እዩ።

እዛ ከተማ እዚኣ በቲ ኲናት ተሳቒያ እያ።