ኤርትራ

ናይ ኣፍሪቃ ሃገር


ኤርትራ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ (ቀርኒ ኣፍሪቃ) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቅ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ።

ሃገረ ኤርትራ
State of Eritrea
ስቴት ኦፍ ኤሪትሪያ
دولة إرتريا

ኤርትራ ባንዴራ ኤርትራ አርማ
ባንዴራ አርማ
ሃገራዊ መዝሙር፦  ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ

ኤርትራቦታ
ርእሲ ከተማ ኣስመራ
ሃገራዊ ቋንቋታት ትግርኛዓረብኛእንግሊዝኛ
ናይ ሰባት ዜግነት ኤርትራዊ/ት
መንግስቲ
ፕረሲደንት
ገለልተኛ ናይ ሓደ ፓርቲ ፕረዚደንታዊ ሪፓብሊክ
ኢሳያስ ኣፍወርቂ
መሬት ሰፊሕ
ጠቕላላ (ካሬ ኪ.ሜ.)
 
117,600 (99)
ብዝሒ ህዝቢ
2020 ግምት
 
6,081,196
ገንዘብ ናቅፋ
ሰዓት ዞባ UTC +3
ስራሕ ኮድ +291
ናይ ኢንተርነት ግዝኣት .er

ርእሲ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ።

ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።

ባጤራ ናይ ኤርትራ ድማ ናቅፋ (ባጤራ)ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ።

ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት ሃይማኖት ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ ኣስላምክርስትናን እየን።