| ስም ባጤራናቕፋ (ባጤራ)

| ስም ሃገር ፡ ኤርትራ


ናቕፋ፣ ባጤራ ናይ ኤርትራ እዩ። ሓደ ናቕፋ፣ ሚእቲ ሳንቲም እያ።

ናቕፋ ኣብ ክልተ ይምቀል። ናይ ወረቐት ገንዘብን፣ ናይ ሓጺን ገንዘብን። ናይ ወረቀት ገንዘብ 1,5,10,20,50ን 100ን እየን። ናይ ሳንቲም ድማ፣ 1,5,10,25ን 50ን 100ን እየን።

ብዕለት 08.11.1997 ናቅፋ ወግዓዊ ባጤራ ኤርትራ ኮይኑ።

ዓለም-ለኻዊ ኮድ ISO code: ERN እዩ

ስእሊ ናይ ባጤራ ኣመዓራርይ