ኢትዮጵያ
ናይ ኣፍሪቃ ሃገር
ጅምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ዘርገሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ኢትዮጵያ፣ ወግዓዊ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ (ብኣምሓርኛ፦ የኢትዮጵያ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ)፣ ናይ ባህሪ በሪ ዘይብላ ናይ ኣፍሪቃ ሃገር እያ። ኢትዮጵያ ብኤርትራ፣ ብጅቡቲን፣ ብሶማልያን፣ ብኬንያን፣ ብደቡብ ሱዳንን፣ ብሱዳንን ትዳወብ። ርእሰ ከተማኣ ኣዲስ ኣበባ ትበሃል።
ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ የኢትዮጵያ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ | ||||
---|---|---|---|---|
ናይ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣባል ሃገር | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ የዜግነት ክብር («ናይ ዜግነት ክብሪ») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ ወደፊት ገስግሺ፣ ውድ እናት ኢትዮጵያ | ||||
ርእሰ ከተማ | ኣዲስ ኣበባ | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ኣምሓርኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኢትዮጵያዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ሳህለወርቅ ዘውደ | |||
• ቀዳማይ ሚኒስተር | ኣቢይ ኣሕመድ | |||
ሰፊሕ መሬት | 28ይ ቦታ | |||
• ጠቕላላ | 1,104,300 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0,7 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 108,113,150 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ብር | |||
ናይ ግዜ ዞባ | UTC +3 | |||
ናይ ኢንተርነት ዓውዲ | .et | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +251 |