ግብጺ

ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ኤስያን እትርከብ ሃገር

ግብጺ፣ ወይ ምስሪ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፤ ብቅብጢ፦ Ⲭⲏⲙⲓ)፣ ብወግዒ ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ (ብዓረብኛ፦ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ስግረ-ኣህጉራዊት ልኡላዊት ሃገር እያ። መብዛሕትኡ ኣብ ጫፍ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትርከብ እንከላ፣ ኣብ ኤስያ ድማ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲና ትርከብ። ብደቡብ ምስ ሱዳን፣ ብምዕራብ ምስ ሊብያ፣ ብሰሜናዊ ምብራቕ ድማ ምስ ጋዛ (ፍልስጤም)ን እስራኤልን ትዳወብ። ብሰሜን ምስ ማእከላይ ባሕሪ ብደቡባዊ ምብራቕ ድማ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ትዳወብ።

ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ
Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.  (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)
ኣባል ሃገር ሕብረት ኣፍሪቃ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ መዝሙርLua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.
(ዓረብኛ፦ 'ሃገረይ፣ ሃገረይ፣ ሃገረይ')

ርእሰ ከተማ ካይሮ
30°02′40″ሰ 31°14′09″ምብ / 30.044444444444, 31.235833333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ዓረብኛግብጻዊ ዓረብኛ
ዜግነት ህዝቢ ግብጻዊ/ -ት
ምስራዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል-ሲሲ
ሓጋጊ ኣካል Parliament of Egypt ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 1,010,408 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0,6
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 102,674,145 ተቐመጥቲ
ባጤራ ግብጻዊ ፓውንድ (EGP)
ዞባ ግዜ EAT (UTC +2)
ኮድ ኣይሶ 818 / EGY / EG
ዓውዲ ኢንተርነት .egን .مصرን
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +20
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ EGY ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ዳርጋ ፍርቂ ግብጻውያን ኣብ ከተማታት ይነብሩ፣ ብፍላይ ኣብተን ጽዑቕ ህዝቢ ዝነብረለን ማእከላት ካይሮን፣ ርእሰ ከተማኣ፣ እስክንድርያን ይነብሩ።