ትሪኒዳድን ቶባጎን

ኣብ ደሴታዊት ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ትሪኒዳድን ቶባጎን (ብእንግሊዝኛ፦ Trinidad and Tobago)፣ ወግዓዊ ስማ ሪፓብሊክ ትሪኒዳድን ቶባጎን እያ (ብእንግሊዝኛ፦ Republic of Trinidad and Tobago)፣ ካብተን ንደሴታዊት ኣመሪካ ዘቑማ ዓሰርተ ሰለስተ ሃገራት ሓንቲ እያ። ርእሰ ከተማኣ ፖርት ኦፍ ስፔን እያ።

ሪፓብሊክ ትሪኒዳድን ቶባጎን
Republic of Trinidad and Tobago  (እንግሊዝኛ)

Flag of Trinidad and Tobago.svg
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
Coat of arms of Trinidad and Tobago.svg

ሃገራዊ ጭርሖTogether we aspire, together we achieve
(ብእንግሊዝኛ፦ «ብሓባር ንብህግ፣ ብሓባር ንበጽሕ»)
ሃገራዊ መዝሙርForged from the Love of Liberty

TTO orthographic.svg

ርእሰ ከተማ ፖርት ኦፍ ስፔን
10°40′00″ሰ 61°31′00″ምዕ / 10.666666666667, -61.516666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ እንግሊዝኛ
ዜግነት ህዝቢ ትሪኒዳዳዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ፓውላ-ማኤ ዊክስ
 • ቀዳማይ ሚኒስተር ኪት ሮውሊ
ሓጋጊ ኣካል Parliament of Trinidad and Tobago ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 5,131 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) ውሑድ
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 1,367,558 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዶላር ትሪኒዳድን ቶባጎን (TT$, TTD)
ዞባ ግዜ UTC-4
ኮድ ኣይሶ 780 / TTO / TT
ዓውዲ ኢንተርነት .tt
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +1-868
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ TRI
TRT
TTO ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን